ዕድመ ህዝባዊ ኣኼባ ሰደህኤ (EPDP) ኣብ ሮተርዳም

epdp

መሪሕነት ሰደህኤ (EPDP) ኣብ ዓለምለኻዊ  ገስጋሲ  ምሕዝነት ( Progressive Alliance)

ዝግበር መጋባኣያ ንምስታፍ ኣብ ሆላንድ ክመጽእ ስለዝኾነ፡  ኣስዒቡ እውን ንህልው ኩነታት ሃገርና ምስ ኩሉ ደላይ ፍትሒ ተራኺቡ  ክመያየጥ  ኣኼባ ክካየድ ምዃኑ ንሕብር። በዚ ኣጋጣሚ እዚ ከኣ ኩሉ ብሃገሩ ንዝግደስ ኤርትራዊ ዜጋ ኣብዚ ኣኼባ እዚ ንኽትሳተፍ ብኽብሪ ንዕድም፡፡

 

ኣኼባ ዝግበረሉ፡-

 

ዕለት፡ ሰንበት 24-05-2015  (24 May 2015)

ግዜ፡  13:00- 16፡30 ( ሰዓት 1፡00  ድ.ቀ.)   

ቦታ፡ ሮተርዳም

ጎደና፡ Gaffel straat 61B (ኣብ ጎድኒ West Kruiskade ትርከብ)

 

ኣኼባ ኣብ ሰዓቱ ክጅመር ስለዝኾነ ኣብ ግዝዩኡ ክትርከቡ ንሕብር፡፡

 

ብደሓን ምጹ፡፡

 

ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ (ሰደህኤ) ጨንፈር  ሆላንድ

Eritrean People’s Democratic Party (EPDP) branch -Holland

 

 

ሓበሬታ ናብ Gaffelstraat ንክትበጽሑ ካብ Rotterdan Central Station ፡

 

Tram: ቁጽሪ ፡ 21,23,24  –

  • (ንወገን) Richting 1e Middellandstraat  & Marconiplein   
  • ኣብ ቀዳመይቲ ኑቝጣ ትወርዱ፡፡
  • ብእግሪ፡ 10 ድቒቅ  ኣቢሉ ይወስድ :: tram 21,23,24  ዝኸድኦ መገዲ ተኸተሉ፡፡

 

  • መወክሲ ቁጽሪ ተለፎን

06.123.06.445 ወይ 06.84.06.44.00

Short URL: https://english.farajat.net/?p=9596

Posted by on May 5 2015 Filed under News, Notices. You can follow any responses to this entry through the RSS 2.0. You can leave a response or trackback to this entry

Leave a Reply

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net