Author Archive
Stories written by admin

ናይ ደገፍ መልእኽቲ፣

ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ብምኽንያት እቲ ኣብ ሰሜን ኣመሪካ ኣንጻር ዓማጺ ስርዓት ህግደፍ ክካየድ ተሓሲቡ ዘሎ ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ዘውጽኦ ናይ ደገፍ መልእኽቲ፤ ናይ ሎሚ ዕስራ ዓመት ወርሒ ግንቦት፡ ህዝቢ ኤርትራ ንሓይልታት ገዛእቲ ስዒሩ እፎይ ዝበለላን፡ ብዛዕባ መጻኢ ዕድሉ ጽቡቕ ተስፋ ዘንበረላን ወርሒ እያ ነይራ። ኮይኑ ግን ኣብ ልቢ ህግደፋውያን ዝነበረ ሰይጣናዊ ናይ ምልኪ […]

Eritreans ‘being tortured in Egypt’s Sinai for ransom’

Up to 400 people, mainly Eritreans, are being held for ransom by people-traffickers in Egypt’s Sinai desert, a Catholic priest has told the BBC. Father Mussie Zerai, who heads a Rome-based refugee charity, says they are tortured and forced to phone relatives for ransoms of up to $10,000 (£6,000). He said one hostage told him […]

International arrest warrant to be issued against Gaddafi

LONDON: The International Criminal Court is poised to issue an arrest warrant against Libyan leader Colonel Muammar Gaddafi after his first public appearance in weeks revealed that he had survived the NATO air strike that killed his youngest son Saif. The Daily Mail quoted Italian Foreign Minister Franco Frattini as saying that the warrant issued […]

ICC informs Security Council of visit by Sudanese leader and war crimes indictee

12 May 2011 – The International Criminal Court (ICC) today informed the Security Council that Sudanese President Omar al-Bashir – who is wanted by the tribunal on charges of genocide, war crimes and crimes against humanity – has recently visited Djibouti, which is supposed to enforce arrest warrants issued by the court.The ICC issued arrest […]

PRESS RELEASE

 European aid supports Eritrea, land of Child Soldiers and forced labour Brussels, 03 May 2011 There is growing concern of the lack of a coherent European Union policy to Eritrea and the Horn of Africa. While Europe is struggling to find an answer to the infinite stream of refugees coming from the country, through Lybia, […]

ኣብ መደበር ስደተኛታት ማይ ዓይኒ 15 ዝኣባላት ህዝባዊ ሽማግለ ተመሪጻ

ኣብ ወፍሪ ዝርከብ ሓሙሽተ ኣባላት ብጾት ብርሃነ የማነ፡ ጃምቦ ወልዳይ፡ ስዒድ እስማዒል፡ ኣልበርቶ ኣርዳዲንን ወ/ሮ ለቱ ዑስማንን ዝሓቆፈ ልኡኽ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን፡ ተልእኽኡ ንምፍጻም ጉዕዝኡ  ብምቅጻል ኣብ መደበር ስደተኛታት ማይ ዓይኒ ብድሕሪ ምብጽሑ፡ ብ11 ግንቦት 2011 መልእኽቲ ኮምሽን ናብ ህዝቢ ብግቡእ ንምብጻሕ ብቋንቋታት ትግርኛን ሳሆን ንዝሰምዑ ብጠቕላላ ልዕሊ 400 ዜጋታት ዘሳተፈ ኣብ ተመሳሳሊ ግዜ ክልተ […]

ሽማግለ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ኢትዮጵያ ዕውት ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ መደበር ስደተኛታት ሸመልባ ኣካይዱ

ኣብ ወፍሪ ዝርከብ ሓሙሽተ ኣባላት ብጾት ብርሃነ የማነ፡ ጃምቦ ወልዳይ፡ ስዒድ እስማዒል፡ ኣልበርቶ ኣርዳዲንን ወ/ሮ ለቱ ዑስማንን ዝሓቆፈ ልኡኽ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን፡ ብ04 ግንቦት 2011 ምስ ሽማግለ መደበር ስደተኛታት ሽመልባ፡ ወከልቲ ማሕበራት፡ መራሕቲ ሃይማኖትን ኣባላት ፖሎቲካዊ ውድባትን ተራኺቡ ተልእኽኡ ብድሕሪ ምንጻር፡ ብ05 ግንቦት 2011 መልእኽቲ ኮምሽን ብግቡእ ንምብጻሕ ንቋንቋታት ትግርኛን ኩናማን ዝሰምዑ ብጠቕላላ ልዕሊ 370 […]

ተሓጋጋዚት ሽማግለ ኮሚሽን ከተማ ሸፊልድ ቆይማ

ኣኼባ ሃገራዊ ኮሚሽን ንሃገራዊ ጉባኤ ኣዝዮም ብዙሓት ኤርትራውያን ኣብ ዝተረኽብሉ ብመንእሰይ በረኸት ካሕሳይ ኣባል ሃገራዊ ኮሚሽንን ኣቶ ሓሚድ ዑመር ኢዛዝ ኣባል ተሓጋጋዚት ኮሚሽን ሎንደንን ተኻይዱ። “ ሎሚ ‘ውን ብርእሰ-ምትእምማን ሃገራዊ ጉባኤ ንምዕዋት ክንረባረብ ኢና!” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ዝተኻየደ ህዝባዊ ኣኼባ፣ ምስ ኩነታትን ምዕባለታትን ደንበ ተቓውሞ ኤርትራ፣ ንጥፈታትን መደባትን ናይ ዝሓለፉን ናይ መጻኢን ሃገራዊ ኮሚሽን […]

NATO intercepts military cargo ship bound for Eritrea – UN

May 11, 2011 NATO  Naval forces have reportedly captured a heavy weapon carrying cargo ship destined to Eritrea in the international waters of the Indian Ocean. NATO, the North Atlantic Treaty Organization, is a military alliance between the US and various European countries. It is currently engaged in the bombing of Libya. A UN monitoring […]

ጸብጻብ ዕዉት ኣኼባ ሃገራዊ ኮሚሽን ኣብ ከተማ ሊድስ ምስ መንእሰያት

ብዓርቢ 29/04/2011 ሃገራዊ ኮሚሽን ኣብ ከተማ ሊድስ ዕዉት ኣኼባ ምስ መንእሰያትኤርትራውያን ኣካይዱ።  ኣብ መኽፈቲ እቶም መንእሰያት ነቲ ኣረሜናዊ ስርዓት ህግደፍ ንምኹናን ከምኡ’ውን ነቲ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ወሪዱ ዘሎ ከቢድ ሓዘንን ቀጻሊ ስቓይን ዓለም ቆላሕታ ንኽገብረሉን፡ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያንን ኤውሮጳን ሰላማዊ ሰልፍታትን ንምድላው ንምውህሃድን ምስ ካልኦት ዝነጥፉ ዘለዉ ተሳልጥ ግዝያዊት ሽማግለ ኣቝሞም። ቀጺሉ መንእሰይ በረኸት […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net