ካብ ኣባላት ሰዲህኤ ዞባ ኤውሮጳ 27 መስከረም 2017 8ይ ስሩዕ ኣኼባ ባይቶ ሰዲህኤ ድሕሪ 5 መዓልቲ ስርሓቱ ዛዚሙ። ኣብ’ዚ ውሽጢ ሓሙሽተ መዓልቲ ዝተላዕለ ኣርእስቲ ብዙሕ’ኳ እንተዀነ ልዕሊ ኩሉ ኣገዳሲ ኣጀንዳ ጉዳይ ውሽጣዊ ኣሰራርሓ ዘንቀሎ ዘይምስምማዕ ሓንቲ ለውጢ ከይገበረ ትእዛዝ መሪሕነት ተቀበሉ ብዝብል ውሳኔ ክንኡ ከም ዘይከይድን ዘተ ከም ዘይቅበልን ኣብ ንህዝቢ ዝዘርግሖ መልእክቲ ኣመሓላሊፎም። […]
Sep 28 2017 | Posted in
Articles |
Read More »
ክሕምሕም….. ሓጊየ ከሪመ ክጠርዕ……. ውዒለ ሓዲረ ክዛረብ….. መልሓሰይ ስሒለ ርብዒ ዘበን ሓሊፉ ብተባህለ ተገብረ ጭንን ኢልካ ኣብ ባዕዲ… የለን ዝዕረ *
Sep 25 2017 | Posted in
Articles,
Poetry |
Read More »
ብቀዳምነት ንመላእ ኣብ ውሽጥን ደገን ዝርከብ ህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ፡ ንኣመንቲ መንፈሳዊ እምነት ክርስትና፡ ንኩሎም’ቶም ንገባቲ ስርዓት ህግደፍ ካብ ጸረ-ህዝቢ ፖሎቲካዊ ስልጣን ብምውጋድ ሓቀኛ ደሞክራሲ፡ ምዕሩይ ማሕበራዊ ፍትሕን ግዝኣተ-ሕግን ዘውሕስ ሕብረ-ሰልፋዊ ደሞክራስያዊ ስርዓት ንምህናጽ ኣብ ዘይሕለል ቃልሲ ዝርከቡ ዜጋታት፡ ከምኡ’ውን ነቶም ንነዊሕ ዓመታት ብስም ምውሓስ ልዕላውነት ጅሆ ተታሒዞም ንመወዳእታ ዘይብሉ ሕሱም መነባብሮን ማሕበራዊ ምዝንባልን ዝተፈረዱ ውጹዓት […]
Sep 12 2017 | Posted in
Articles |
Read More »
ዝኸበርኩም ኣባላት ሰዲህኤ ዞባ ኤውሮጳ ዝኸበርካ ኣቦ መንበር ዞባ ኤውሮጳ ሎሚ’ውን ደጊምና ኣብ ዘልኽምዎ ቦታ ሰላምታና ይብጻሕኩም ንብል። እወ። ሕጂ’ውን ካብ ኣባላት ሰዲህኤ ዞባ ኤውሮጳ ምዃና ከነረጋግጸልኩም ንፈቱ። ኣባላት ሓደ ጨንፈር ስለ ዘይኮና ከኣ ካብ ኣባላት ዞባ ኤውሮጳ’ና ክንብል ግድነት እዩ። ኣባላት ዞባ ኤውሮጳ ንኸይንብል ዝኽልክለና ሕጊ’ውን ዘሎ ኣይመስለናን። ካብ ኣባላት ሰዲህኤ ዞባ […]
Sep 4 2017 | Posted in
Articles |
Read More »
Al-Amin was born in Ghinda’ (circa 1938) and at the age of two or less, the young child Al-Amin moved to Asmara with his family. His father was a public nurse and was transferred to Asmara from Ghinda’. He belongs to the tribe of Aad Dirqi (this tribe belongs to Muslim Sheiks whose main task was to teach and spread Islam in many regions of Eritrea), his ancestors moved from Zula to Ghinda’ where they lived and Al-Amin was born.
Aug 31 2017 | Posted in
Articles |
Read More »
Festival participation or turn out all around the world is voluntary. The festival turn-out is just about convincing the participants to take part and not imposing. Originally, the Eritrean festivals were seeded and manured by the Eritrean Revolution to unite the Eritrean people in their fight against the foreign occupation. Turn outs used to shine […]
Aug 26 2017 | Posted in
Articles |
Read More »
ክቡራት ኣንበብቲ ብቀዳምነት ዕዙዝ ልባዊ ሰላምታይ ብድሕሪ ምቕራብ፡- ኣብ ጉዕዞ 26 ናይ ነጻነት ዓመታት ብሰንኪ በሓቲ ፖሊስታት ስርዓት ህግደፍ ኣብ ልዕሊ ኤርትራን ህዝባን ብሓፈሻ ኣብ ልዕሊ መንእሰይ ወለዶ ድማ ብፍላይ፡ ክበጽሕ ዝጸንሐን ገና ዝቕጽል ዘሎን ከቢድ ፖሎቲካዊ፡ ቁጠባውን ማሕበራውን ዕንወት፡ ኣሽንኳይ’ዶ ንዓና ነቶም ዋናታቱ ንዓለም ምሉእ’ውን ስውር ጉዳይ ኣይኮነን። ኣብዚ ህሞት’ዚ ኣብ ኤርትራ ብዝተፈላለየ መልክዕ […]
Jul 31 2017 | Posted in
Articles |
Read More »
By Fesseha Nair The struggle from dictatorship to democracy depends on its ownership expressed through its meaningful participation to affirm this it needs democratic institutions and campaign strategy and grand strategy. The goal of the struggle from dictatorship to democracy is clear to remove the dictatorship from its deep roots and system and lay foundations […]
Jul 29 2017 | Posted in
Articles |
Read More »
By Hannan Abdullah United Kingdom 25.07.2017 Joining the struggle for liberation and independence was not a passing frenzy or a mere show of desire by some young people nearly six decades ago. But, the desire of people longing for freedom and self-determination was what drove them to declare the revolution to liberate their country. And […]
Jul 27 2017 | Posted in
Articles |
Read More »
ኣብዚ እዋን’ዚ ብዙሓት ዜጋታት ኤርትራ ኩሉ’ቲ ብሓቲ ስርዓት ህግደፍ ኣብ ልዕሊ ህዝብና ዘካይዶ ዝጸንሐን ዘሎን ኣዕናዊ ሰነ-ሓሳብ፡ ብውጽኢቱ ድማ ዝተፈላለየ ግህሰታት ሰብኣውን ፖሎቲካውን መሰላት፡ ግፍዕታትን ግብረ-ሽበራዊ ተግባራትን ኣትሪሮም ዝቓወሙ ወይ’ውን ዝኹንኑ ከም ዘለዉ ይፍለጥ። እዚ ብኣውንታ ክግለጽ ዝኽእል ጉዳይ ኮይኑ፡ ኣብ ወጻኢ ስትራተጂካዊ ፖሊስታት ናይቲ ስርዓት ብዝምልከት ግን፡ ምስ ኣህዛብ ጎረባብቲ ሃገራትን ርሑቕ ዓለምን ዝኽተሎ […]
Jul 20 2017 | Posted in
Articles |
Read More »