In a country where its leader knows and focuses on his interest, his generals trail after him creating atmospheres of fear to bring all those who resist tyranny to their knees. Yes, the Eritrean tyrant veiled by illusions of self-reliance is brutally exploiting the whole population and denying all Eritrean non-negotiable rights. The tyranny, no […]
Dec 2 2017 | Posted in
Articles |
Read More »
ካልኣይ ክፋል፡- ክቡራት ኣንበብቲ ዕዘዜ ሰሊምታይ ብድሕሪ ምቕራብ፡- ዕሱብ ሙሴ ዮሃንስ ወ/ጣባ በቲ ብ06 ሕዲር 2017 ምስ ምለእ ጭብጥታቱን መርትዖታቱን ቕረብኽዎ ጽሑፈይ ተሞርኲሱ ዜሃቦ መልሲ ክመሃር ወይ’ውን ኣብ ጥቓ ሓቂ ዜቐራረብ ሓድሽ ድራማ ክሰርሕ ህድኣትን ትዕግስትን ኣይተዒዯሇን። ብርግጽ ሕማቕ ትዕድልቲ ኮይኑ፡ ኣነ’ዶ ከምዙ ይበሃል ብዜብል ኣጉል ትምክሕታዊ ስምዑታት ተንፊሑ፡ ከምቲ ልሙድ ኣመለ ተመሉሱ ሰብኣዊ ክብሩን […]
Nov 20 2017 | Posted in
Articles |
Read More »
Hannan Abdullah United Kingdom hananabdellah88@gmail.com 18 th of November, 2017 It is the historical record of peoples that reflects their suffering and heroism and conveys their experiences to generations. The agony of the peoples of the Third World was the result of the Western invasion of its countries, which divided its lands and peoples arbitrarily […]
Nov 20 2017 | Posted in
Articles |
Read More »
Applying Political Defiance in Eritre ብፍስሓ ናይር ሕዝቢ ኤርትራ ብኩሉ መነባብሮኡ በቲ ዘስካሕክ ጭቆናን ወጽዓን በቲ ውልቀ-መላኺ ስርዓት ሕጅስ ይኣክል ኢሉ ኣብ ከተማ ኣስመራ ሰላማዊ ሰልፊ ብምግባር ዘርኣዮ ተባዕ ተቃውሞ ብመን ካበይ ተበጊሱ ብዘይገድስ እቲ ሕቶ ሕዝባዊ ሕቶ ድኣ እምበር ሕቶ ሓደ ክፋል ሕዝብናን ወይ ድማ ናይ ሓደ እምነት ምእማናን ኣይኮነን፡፤ እዚ ከምዘይኮነ ድማ እቲ […]
Nov 16 2017 | Posted in
Articles |
Read More »
ስርዓት ኢሳያስ ስልጣኑ ንምቕጻል ምእንቲ፡ ኣብ ህዝቢ ኩቱር ፍርሒ ብምስራጽ፡ ኣብ ልዕሊ ካብኡ ዝተፈልየ ፍሉይ ርኢቶ ዘለዎ ኤርትራዊ ዜጋ፡ ናይ ጭውያ፣ ምእሳር፣ ምስዋር፣ ዉሳይ፣ ስጉምቲታት ምውሳድ፡ ከም ልሙድ መርሓ ዝሓዞ’ዩ። እዚ ካኣ ክሳብ ዝወድቕ ኣይክገድፎን’ዩ። ኣብ ኤርትራ ካብ ርእይቶኡ ዝተፈለየ ፍሉይ ርኢቶ፣ ወይ ተቃዋሚ ርኢቶ ዝህልዎ ዜጋ ውሕስነት ድሕነት ሂወት የብሉን። ዓሰርተታት ኣሻሓት ሰብ ፍሉይ […]
Nov 11 2017 | Posted in
Articles |
Read More »
The Eritreans’ abidance to the tyrannical laws is based on the Eritrean culture of respect and obedience to the elders. Otherwise, the obedience is not out of fear. The Al-Diaa-Islamic school’s board leaders and the students’ reaction and response to the regime’s contemptuous banning order of the school’s program are examples that Eritreans still have […]
Nov 8 2017 | Posted in
Articles |
Read More »
Forum for National Dialogue (FND) CONFERENCE ON TRANSFORMATIVE COLLABORATION (CTC) Reset. Refocus. Be Relevant. 20-22 October 2017 CTCPreparatoryCommittee@gmail.com Memorandum of Understanding Shared National Vision, United Action and Transition to Democracy in Eritrea This Memorandum of Understanding is the outcome of the CONFERENCE ON TRANSFORMATIVE COLLABORATION (CTC) and of the discussion and understanding reached among […]
Oct 25 2017 | Posted in
Articles |
Read More »
ኣብ መንጎ እቶም ተቃለስቲ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ወይ ድማ ቃልሲ ካብ ምልክነት ናብ ደሞክርስያዊ ስርዓት ንምትካል ዝጓነፎ ውሽጣውን ግዳማውን ተጻብኦታት፣ ከምቲ ፕሮፈሶር ሃንቲንግቶን ኣብቲ ብዙሕ መጽናዕትታቱ ኣብ ሳልሳይ ማዕበል ኣብ ዝብል ጽሑፉ ከም ዝገልጾ፣ኩሉ እቲ ዝሓለፈ ማዕበላት ንደሞክራስያዊ ለውጢ ብዙሕ ሓጐጽጐጽን ዕንቅፋታትን ስለዝገጠሞ ገሊኡ ዝተዓወተ ገሊኡ ድማ ኣብ መንጎ ከይተዓወተ ዝፈሸለ ኣሎ ይብል ንኣብነት ኣብቲ ሳልሳይ ማዕበል ብ 1974 ኣብ ሃገረ ፖርቱጋል ኣንጻር ምልክነት ቀጺሉ ድማ ኣብ ሃገራት ደቡብ ኤውሮፓ ከም ንኣብነት፣ ስፓንየን ድሓር ድማ ኣብ ሃገራት ላቲን ኣመሪካ ካብ 1970ክሳብ 1980 ዝተኻየደ ቃልሲ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ከም ሳልሳይ ማዕበል ክጽዋዕ ብዙሓት ተመራመርቲ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ይሰማምዑሉ።
Oct 11 2017 | Posted in
Articles |
Read More »
Forum for National Dialogue (FND) CONFERENCE ON TRANSFORMATIVE COLLABORATION (CTC) Reset. Refocus. Be Relevant. 20-22 October 2017 CTCPreparatoryCommittee@gmail.com Press Release: (October 9, 2017) In an ongoing effort to promote a Shared Vision and United Action among the Eritrean opposition organizations, civil and political, the Forum for National Dialogue, with the facilitation of Eri-Platform, is convening a […]
ብገዛኢ ኪዳነ ህዝቢ ኤርትራ ንሃገራዊ ነጻነቱን ሰብኣዊ ሓርነቱን፣ ኣንጻር ገዛእቱን ገፋዕቱን ቃልሲ ካብ ዘንቅል ኣትሒዙ፣ ክሳብ እዛ ዕላማኡን ዓወቱን ብጉጅለ ህግደፍ ዝጭወ ነሓንቲ መዓልቲ እውን ትኹን እፎይ ከይበለ ዘካይዶ ዘሎ ቃልሲ እምብዛ መሪር ኢዩ። ብፍላይ ኣብዚ እዋን‘ዚ ህግደፍ ኣብ ልዕሊ ህዝብን መሬትን ኤርትራ ዝፍጽሞ ዘሎ ወንጀል ንኤርትራና ኣብ ሞትን ሕየትን ዝዓይነቱ ቀራና መንገዲ ሸኺሉዋ ኣሎ። […]
Oct 7 2017 | Posted in
Articles |
Read More »