Archive for: December, 2012

Eri Adal : Elsa Chyrum & Mohamed Umam

Eri Adal : Elsa Chyrum& Mohamed Umam  

Important Public Notice

The Swedish- Eritrean Youth Association For Democracy and Justice in cooperation with the Swedish –Eritrean Partnership For Democracy consisting of both political, civic and individual will celebrate the new year 2013 and evaluate the past year 2012. The objective of this event is to empower the youth in the struggle for democracy by creating platform […]

ENCD’s Diplomacy/International Relations/ Strategic proposals

By Fesseha Nair Countries are no longer islands isolated from each other in our era of intertwined interests, as the foreign policies of countries are driven by interests.  Therefore, it must be well understood that foreign counties would have to take their respective positions towards Eritrea according to their political and economic interests. Perhaps it […]

መርድእ

ሓዉና ኣዩብ ህዳድ ከራር ብዝሓደሮ ሓጺር ሕማም ብሶሉስ 04.12.2012 ካብዛ ዓለም በሞት ተፈልዩና ኣሎ፡ ናይ ቀብሪ ስነስርዓት ንዓርቢ ዕለት 07.12.2012 ሰዓት 9.00 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ

‘..ተዋስኦ ከመይ ሓዲራ?’

ካብ ሚ/ሪ ምክልኻል  ባለነኪ 8ይ ክፋል Dec 1st 2012    ኣብ ሞንጎ ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን መንግስቲ’ዛ ሃገር ዓቢ ምትፍናን ተፈጢሩ ክርቢት ክትሽርጠጥ ተቐሪባ ኣላ፡፡ ሎሚ ዶ ጽባሕ መዓስ ኮን ትሽርጠጥ ትጽቢት ብዙሓት ኮይኑ ኣሎ፡፡ ሕሉፍ ሓሊፉ ላዕለዎት ሓለፍቲ ከይተረፉ “..ተዋስኦ ከመይ ሓዲራ?” ተበሃሂሎም ንጉሆ ቅድሚ ስራሕ ክተሓታተቱ ይስምዑ ኣለው፡፡ ከምዚ ዝኣመሰለ ምትፍናን ላዕለዎት ሓለፍቲ ኣብ  2001 […]

መጸዋዕታ ንናይ ተቓውሞ ሰላማዊ ሰልፊ ካብ ተቐማጦ ሸፊልድ ንኩሉኹም ኤርትራውያን

ነቲ ንሰንበት ዕለት 09/12/2012 ሰዓት 1፣30 ድ.ቀ. ኣምባሳደር ስርዓት ውልቀ-መላኺ ህግደፍ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ ከካይዶ ሓሲቡ ዘሎ ኣኼባ ምስ ገለ ወይጠታቱ ኣብ ከተማ ሸፊልድ ንምቅዋም: ተቐማጦ ከተማ ሸፊልድ ምስ ኤርትራውያን መንእሰያት ካብ መላእ ዓባይ ብሪጣንያ፣ ተቓወምቲ ፖለቲካውያን ውድባት ኤርትራን ሲቪካውያን ማሕበራትን ብምትሕብባር፣ ዓቢ ሰላማዊ ሰልፊ ኣዳሊዮም ኣለዉ። ስለ’ዚ ኩሉኹም ኤርትራውያን ተቐማጦ ዓባይ ብሪጣንያ ነዚ ኣብ […]

ዝኸሰረ ነጋዳይ ሑሉፍ ሰነዱ ዝግንጽል

ብምኽንያት ሓደ መስከረም ምጅማር ብረታዊ ቓልሲ ህዝቢ ኤርትራ ካብ ዲሞክራስያዊ ምንቅስቓስ ሓርነት ኩናማ ኤርትራ(ደምሓኩኤ) ዝወጸ መግለጺ ኣንቢበ። …..

ይኣክል ንምልክነትን ምድንጋርን ሰይጣን

ዯቂ ብሔር ኩናማ ኤርትራ ምስ ካልኦት ኣህዋቶም ብሔራት ንሃገራዊ ናጽነት ኤርትራ ብ1961 ብጀግና ስውእ ኣቡና ተጋድሊይ ሃምድ እድሪስ ኣዋተ…    

Killed By Adolay Kornelios Osman and Tewelde Minase

Killed By Adolay Kornelios Osman and Tewelde Minase Read more…      

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net