መጸዋዕታ ንናይ ተቓውሞ ሰላማዊ ሰልፊ ካብ ተቐማጦ ሸፊልድ ንኩሉኹም ኤርትራውያን

ነቲ ንሰንበት ዕለት 09/12/2012 ሰዓት 1፣30 ድ.ቀ. ኣምባሳደር ስርዓት ውልቀ-መላኺ ህግደፍ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ ከካይዶ ሓሲቡ ዘሎ ኣኼባ ምስ ገለ ወይጠታቱ ኣብ ከተማ ሸፊልድ ንምቅዋም: ተቐማጦ ከተማ ሸፊልድ ምስ ኤርትራውያን መንእሰያት ካብ መላእ ዓባይ ብሪጣንያ፣ ተቓወምቲ ፖለቲካውያን ውድባት ኤርትራን ሲቪካውያን ማሕበራትን ብምትሕብባር፣ ዓቢ ሰላማዊ ሰልፊ ኣዳሊዮም ኣለዉ። ስለ’ዚ ኩሉኹም ኤርትራውያን ተቐማጦ ዓባይ ብሪጣንያ ነዚ ኣብ ሃገርና መዘና ኣልቦ ዝኾነ ግፍዕን ምጥሓስ ሰብኣዊ መሰልን ዝፍጽም ዘሎ ስርዓት ህግደፍ ኣትሪርኩም ክትኩኑኑዎን ክትቃወሙዎን ሃገራዊ ግዴታኹምን ሓላፍነትኩምን ብምዃኑ፣ ኣብ’ዚ ዚተባህለ ግዜን ዕለትን ንኪትሳተፉ ብኽብሪ ንጽውዕ።
ቦታ
SADACCA Building
48 WICKER
Sheffield
S3 8JB
ኣዋሃሃዲት ሽማግለ በዓላትን ሰላማዊ ሰልፊን ከተማ ሸፊልድ

Please sign the petition

easily copy the format from here and then email it as it is or with amendments, otherwise one can prepare own version and then send it to SADACCA or venue management in Sheffield.

 

Short URL: https://english.farajat.net/?p=8078

Posted by on Dec 5 2012 Filed under News, Notices. You can follow any responses to this entry through the RSS 2.0. You can leave a response or trackback to this entry

Leave a Reply

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net