ንሰማዒ ዝገረሞ መስደመም ሕልሚ ደርሆ ጋዜጠኛ ኢትዮጵያዊ ታኣምራት ዝባሃል ተዛረቦ ንዓና ንኤርትራውያን ልቢ ክንገብር ዝዕድም ፈኸራን ንዕቐትን ሰሚዕና ብዝኽነ ቅድሚ ክንገብሮ ዘለና ቕድሚ ዛኣገረ
ን ኢትዮጵያዊ ታኣምራት ከዛኻኽሮ ዝደሊ ማንም ኤርትራዊ ሎሚ ቢኢትዮጵያ ንመግጻእቲ ክቑረን ኤርትራ ክትኣዉ ኢልካ ምሕላምካ ገሊጽካልና ኤርትራ ዓቕምን መሳርያን ከምዘይ ብላ ኣብ ተንተናኻ ተብርህ ብረት ሳላ ስንፈትክምን ሳላ ዱኹም ቦጅባጅ ፈራሕ ማዓንጣኹምን ካባኹም ተመንዝዔ ብረትን ታንክታትን መዳፍዓትን ኣኺሉ ተሪፉስ ንኻሎኦት ሃገራት ይዋሃብ ከም ዘሎ ወረ ናይ ዓለም ይካታተል ኣይነበረን ታኣምራት። ኤርትራ ልዕላውነት ብሓይላን ብሕግን ረፈረንደም […]
Jan 7 2020 | Posted in Articles | Read More »