ንሰማዒ ዝገረሞ መስደመም ሕልሚ ደርሆ ጋዜጠኛ ኢትዮጵያዊ ታኣምራት ዝባሃል ተዛረቦ ንዓና ንኤርትራውያን ልቢ ክንገብር ዝዕድም ፈኸራን ንዕቐትን ሰሚዕና ብዝኽነ ቅድሚ ክንገብሮ ዘለና ቕድሚ ዛኣገረ

ን ኢትዮጵያዊ ታኣምራት ከዛኻኽሮ ዝደሊ ማንም ኤርትራዊ ሎሚ ቢኢትዮጵያ ንመግጻእቲ ክቑረን ኤርትራ ክትኣዉ ኢልካ ምሕላምካ  ገሊጽካልና ኤርትራ ዓቕምን መሳርያን ከምዘይ ብላ ኣብ ተንተናኻ ተብርህ  ብረት ሳላ ስንፈትክምን ሳላ ዱኹም ቦጅባጅ ፈራሕ ማዓንጣኹምን  ካባኹም ተመንዝዔ ብረትን ታንክታትን መዳፍዓትን ኣኺሉ ተሪፉስ  ንኻሎኦት ሃገራት ይዋሃብ ከም ዘሎ ወረ ናይ ዓለም ይካታተል ኣይነበረን ታኣምራት።

ኤርትራ ልዕላውነት ብሓይላን ብሕግን ረፈረንደም ሃገር ሉዑላውነታ ኣብ 1991  ናጻ ዝኾኖቱሉ  ባሕሪ ግድን ክህልወና ኣለዎ ዓሰብ ኣይ ንገድፋን ኢልኩም ዕግርግርን ዳዕዎን ክትገብሩ ኸለኹም መለስ ዜናዊ  ባሕሪ ስለ ዘይብላ ኢትዮጵያ ባሕሪ እንዳማታ ወሪራ ክትጎብጥ ድኹም ድልየትኩም በሉ ብረት ሳላ ራሻ ዝተሳነየሎን  ሰቡት እንተ ኵንኩም ኪዱ ተበገሱ እንተ በጽሕኩም ንዓሰብ ክሪኤኩም ኢና ኢሉ መልሲ ሂቡኩም ከም ዝነበረ ትዝኩሩ ኢኹም።                                                                                       ብዛዕባ መሳርያ የብሎምን ደይ ትጠቅም ሃገር እያ ዝብል ጉራ ዝመሎኦ እውን ሰሚዕናን ተዓዚብናን  እስከ ናብ ናይ ኣቦታትካን ኣያታትካን ታሪኽ ክመልሰካ

ንኤርትራ ምስ ገበጥዋ ታሪኽ ተወከስ ብርታዊ ገድሊ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ  ብጅግና ሓምድ እድርስ  ዓወተ ምስ ሻባዓይ ርእሱ ተጀመረ  ክንደይ ብረት እንታይ ዓይነት ብረት  ከም ዝነበሮም ጥፈልጥ ዶ  ንታሪኽ ጀጋኑ ኤርትራ ።

ኢትዮጵያ ብ እስራኤል ብ ኣመርካ  ብ ራሻ ወታሃደራዊ ስልጠና ሂቦም ስጋብ ዓንቀሮም ነፈርቲ ኵናት ታንክታት ናይ ባሕሪ  መረክብ ናይ ውግእ  ናይ እግረኛ መሳርያታት መዳፍዓት ርሻሻት  ሞትር ተውንጫፍን ዕትቂ ዓጢቖሞም ከም  ዝነበሩ  እዚ ዕትቂ እዚ ሰለስተ ርብዒ ኣብ ውግእ ኤርትራውያን ዶ  ኣይክኑን መንዚዖምኹም ብዕትቅኹም ክትቃጸሉ ከለኹም ቁዱስ ጌሪሽ ትዝኩሩ ዶ ኣይ ነብርክምን  ዘኩሩ ታሪኽ ከመይ ጌርኩም ትርስዕዎ።

ንምጻእ ኣብ ኤርትራውያን ዘንጻላሉ ዘሎ ናይ ጥፍኣትና ድነ ከይነጎደን ከይ ሰረበን ኮሎ መዕቐሊ ሓድነትና ንግበር እዚ ኩሉ ውድባትየ ሰልፍታትየ ማሕበራተየ ይኣክልየ ተቓዋማየ ደጋፋየ ኢልካ ናይ ሃልኪ ከይዲ የብቕዕ ይኣኽል  እዚ ዝኸይድ ዘሎ ንርኣዮ ንማሃረሉ ኢሳያስ ጽቡቕ ገይሩ ኣማቻኡሎም ኣሎ ኣንጻር ኤርትራን ትግራይን ንነገራት ኣላዊሱ ኣባኵዑዎ ኣሎ ጠያይትን ቦምብታትን መዳፍዓትን ገይሩ ብርኩቱኡ ገይሩ ክበልዖ ኢዩ ቀለብ ኢሳያ ክሳብ ክንደይ ግዜ ኢና ብርክቱኡ ክንኮውን ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ምስ ኢሳያስ ኮይኖም ብኽልተ ማኣዝን ናብ ትግራይ  ህዝቢ ኤርትራ ዘይ ደልዮ ውግእ ክኸፍትሎም ኢዮም ኣብዚ ውግእ እዚ ዳግማይ ክንደይ መንእሰያት ኢዮም  ክልከሙ ናይ ዝሓለፈ ዛጎዶ ውግእ ከይ ኣክል  ኢሳያስ ውግእ መንበሪ ስልጣኑን ዕድሚኡን ምኹኣኑ ኣጸቢቕና ንረዳእ ኤርትራውያን።

ዝኸይድ ዝሎ ብጉዳይ ሃገናኢሳያስ ዝፈጠሮን ዝገብሮ ዘሎን ሓደገኛ  ንመጻኢ ወለዶ ከምቲ ናዓታትና ኣቦታትና ከቢድ  ዋጋ ዘኸፈሉና ከቢድ ዋጋ ከይ ነኽፍሎም ሕጂ ንመጻኢ ወለዶ ንሕሰብ እና በልኩ ኣብዚሑፈይ። ክዛዝም ኢየ ጽ

 

 

Short URL: https://english.farajat.net/?p=11353

Posted by on Jan 7 2020 Filed under Articles. You can follow any responses to this entry through the RSS 2.0. You can leave a response or trackback to this entry

Leave a Reply

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net