ዕድመ ንኩሉ ብጉዳይ ኤርትራ ዝግደስ ኤርትራዊ ሃገራዊ!

ዝኸበርኩምን/ክንን ኤርትራውያን ደቂ ሃገር
ኣቀዲምና ሃገራዊ ሰላምታና ነቅርበልኩም!
ብምቅጻል ነዚ ህልው ኩነታትን ምዕባለታትን ሃገርና ምኽንያት ብምግባርን: ብዛዕባ ኣብ
መወዳእታ ወርሒ ነሓሰ ማለት 31/08/2018 ኣብ ከተማ ጀነቫ ሃገረ ስዊዘርላንድ ክካየድ
ተመዲቡ ዘሎ ሰለማዊ ሰልፊን ጉዕዙኡን ንምዝርራብን ኣኼባ ኣዳሊና ስለ ዘለና: ንኩሉኹም
ሃገራውያን ነብርቲ ጀርመን ኣውራጃ NRW: ብፍላይ ከኣ ከለንን ከባቢኣን ንክትሳተፉ ብክብሪ
ንዕድመኩም።


ኣኼባ ዝካየደሉ ዕለት: 18.08.2018
ቦታ: Huhngasse 45, 50676 Köln
ሰዓት: 15:00 Uhr
ብተወሳኺ!
ኣብዚ ኣኼባ ክሳተፍ ዘይጥዓሞ ግን ኣብቲ ሰለማዊ ሰልፊ ክሳተፍ ዝደልይ ዜጋ: በዚ ዝስዕብ
ቴለፎን ብምድዋል ክምዝገብን ሓበሬታ ክረክብን ይኽእል።
WhatsApp Nr.
 015782392811
 015757295462
ብደሓን ምጹ!

ሽማግለ ህዝባዊ ምንቅስቃስ NRW

Short URL: https://english.farajat.net/?p=11111

Posted by on Aug 11 2018 Filed under News. You can follow any responses to this entry through the RSS 2.0. You can leave a response or trackback to this entry

Leave a Reply

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net