News

ህጹጽ ኣኬባ ንደቂ ኣንስትዮ ኤርትራውያን ተቀማጦ ኣብ ሂዩስተንን ከባቢኣን

ዝኸበርክን ኩልኽን ኣሕዋትን ኣዴታትን ደቂ ኣንስትዮ ኤርትራ

ኣብ ሂዩስተን ሰፊሕ ናይ ደቂ ኣንስትዮ ኣኼባ ክህልወና ስለዝኾነ  ብዛዕባ ኣብ ህሉው ኩነታት ሃገርና  እሂን ምሂን ክንብል ንኹልኽን ኤርትራውያን ኣሕዋት ነዚ ህዝባዊ ጻውዒት ክትሳተፍ ብኽብሪ  ንዕድመክን ኣለና።

እዚ ዝካየድ ዘሎ ምንቅስቃስ ንኹሉ ኤርትራዊ ዝሐቆፈ ኮይኑ ንፓለቲካውያን ሰልፍታት ንሲቪካውያን ማሕበራትን መራሕቲ ሃይማኖትን ውልቀሰባትን ዝጠርነፈ ናይ ያኣክል መቀጸልታ መኸተ ሰላዝኾነ ኩሉ ብሃገሩ ዝግደስ ክሳተፎ ንላቦ።

ዕለት ንቀዳም 06/22/2019

ሰዓት 5፡00 ድሕሪ ቀትሪ

ቦታ  YMCA 6300 Westpark Dr.unit 600 Houston Texas

ብደሐን ምጻ።

Comments

Leave a comment

Your email address will not be published. Required fields are marked *

This site uses Akismet to reduce spam. Learn how your comment data is processed.

Search the site

Back to top