News

ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ከተማ ቦስቶን፣

ዝኸበርኩም ደለይቲ ፍትሒ፣ ሰላምን ራህዋን ደቂ-ሃገር፤

ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ – ዞባ ሰሜን ኣሜሪካ፣ ብግዱሳት ኤርትራውያን ተቐማጦ’ቲ ከባቢ ብዝቐረበሉ ጠለብ መሰረት፣ ኣብ ከተማ ቦስቶን ሰፊሕ ህዝባዊ ኣኼባ ክገብር መዲቡ ኣሎ።

ኣብ’ዚ ህዝባዊ ኣኼባ፣ ካብ ቦስቶን ከባቢኣን ዝመጹ ኤርትራውያን ዝሳተፍዎ ኮይኑ ኩሉ ደላይ ሰላምን ፍትሕን ህዝብና ክሳተፎን ብዕትበት ክዋስኣሉን ድማ ብኽብሪ ንዕድም።

Location:

Eritrean Community Center

590 Shawmut Avenue Roxbury, MA 02118, Boston, USA

Date Time:

Saturday Nov. 20, 2010, 4:00pm

Contact Person:

Yohannes Fere

617 447 3698

ብድሓን ምጹ፣

ዓወት ንህዝቢ ኤርትራ !!

ዓወት ንሃገራዊ ጉባኤ !!

ውድቐት ንምልካዊ ስርዓት ህግደፍ !!

ክፍሊ ዜናን ሓበሬታን ዞባ ሰሜን ኣሜሪካ

ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ

ENCDC2011@gmail.com

Comments

Leave a comment

Your email address will not be published. Required fields are marked *

This site uses Akismet to reduce spam. Learn how your comment data is processed.

Search the site

Back to top