News

ኮምሽን ሰሜን ኣሜሪካ ንቀዳም ጥሪ 8, 2011 ጕስጓሱ ናብ (3) ከተማታት ክቕጽል’ዩ

ኮምሽን ንዝተዋህቦ ናይ ጊዜ ሕጽረትን ሰሌዳን ኣብ ግምት ብምእታው፡ ብዕቱብ ስርሑ እናሰላሰለ፡ እንሆ ኣብ ሰላሳ ከተማታት ሰሜን ኣሜሪካ ኣብ ዝገበሮ ዕዉት ዑደታት፡ 30 ህዝባዊ ሽማግለታት ብምቛም ንቕድሚት ይግስግስ ኣሎ። ኣብ’ዚ ሰሙን እዚ ቀዳም 8 ጥሪ 2011 ከኣ ጉዕዙኡ ንከተማታት ኣትላንታ ጂዮርጅያን፡ ፍኒክስ ኣሪዞናን፡ ቫንኩቨር ካናዳን ክኸውን’ዩ።

ከተማ ኣትላንታ ኣብ፡ Dekalb Public Library, ሰዓት12፡30 ድሕሪ ቀትሪ ክኽውን እንከሎ  

ከተማ ፍኒክስ ንሰዓት 12፡00 ድሕሪ ቀትሪ:  at the Fairfield Inn Phoenix Mesa 1405 S Westwood, Mesa, Arizona 85210 USA

ከተማ ቫንኩቨር ከኣ ሰዓት 3 ድሕሪ ቀትሪ ክኸውን ምዃኑ ነፍልጥ።

ናይ’ዘን ዳሕረዎት 2 ከተማታት ቦታ ብልክዕ ንምፍላጥ ኣብ ዝመጽእ ዘሎ መዓልታት ተኸታተሉ።

ሃገራዊ ኮምሽን ሰሜን ኣሜሪካ

Comments

Leave a comment

Your email address will not be published. Required fields are marked *

This site uses Akismet to reduce spam. Learn how your comment data is processed.

Search the site

Back to top