News

ኣባላት ፈጻሚት ሽማግለ ኤዲካ መድብ ሰርሖም ተፈልጡ

ጋልፍ ኢንፎርሜሽን ሰንተር
መጋቢት 06/05
ካርቱም

ሎሚ መጋቢት 6,2005 ፈጻሚት ሽማግለ ኤርትራዊት ዲሞክራሲያዊ ኪዳን ፈላሚ ኣኼባ ኣካይዳ።ኣብቲ ዝተካየደ ኣኼባ፡ ኣብ መንጎ ኣባላት ፈጻሚት ሽማግለ ናይ ስራሕ ክፍፍል ተገይሩ ክብል ካብቲ ቦታ ዝበጸሓና ምንጪ ሓቢሩ።ብመሰረት እቲ ዝበጽሓና ዜና፡

  1. ኣቶ ኣድሓኖም ገብረማሪያም – ምክትል ኣቦ መንበር

  2. ኣቶ ቀርነሎስ ዑስማን – ጸሓፊ ፈጻሚት

  3. ኣቶ መሓመድጠሃ ሽንገብ – ህዝባዊ ጉዳያት

  4. ኣቶ መንግስተኣብ ኣስመሮም – ክፍሊ ዜና

  5. ኣቶ ኣሕመድ ናስር – ወጻኢ ዝምድናታት

  6. ኣቶ መሓመድኑር ኣሕመድ – ሕብረተሰብኣዊ ጉዳያት

  7. ኣቶ ኢብራሂም ሃሮን – ወታደራውን ጸትታውን ጉዳያት

  8. ኣቶ ሓመድ ቱርኪ – ገንዘባውን ቁጠባውን ጉዳያት ኮይኖም መደብ ስርሖም ፈልጦም ክብል ካብቲ ቦታ ዝበጽሓና ዜና ሓቢሩ።

Comments

Leave a comment

Your email address will not be published. Required fields are marked *

This site uses Akismet to reduce spam. Learn how your comment data is processed.

Search the site

Back to top