News

ኣባላት ሃገራዊ ኮሚሽን አብ ፓልቶክ …!

ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን ደቂ ሃገር፡ ብቀዳምነት ልባዊ ሰላምታና ይብጻሕኩም።

ቀጺልና ደጊም፡ ንልሙድ መደብና መሰረት ብምግባር፡ እንሆ  ንሰንበት ዕለት 20.02.2011 ዓ.ም.ፈ.፡

ንኣብ መብዛሕትኡ ዞባታት ዓለምና ንዝርከቡ ክቡራት ኣባላት ሃገራዊ ኮሚሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ ኣጋይሽና  ኮይኖም  ከምስዩን ኣገዳሲ ሃበረታታት ክህቡን ምስ ህዝቢ ክዛተዩን ታዓዲሞም ኣለዉ::  እዚ ገዛ (Eritrea Etuq Menisey Eritrea niDimokrasin Fithin) ብእዋኑ ክኽፈት እዩ: ዘተ ምስ ኣጋይሽና ዝጅመረሉ እዋን ከአ፡ ኣብ ከባቢ ሰዓት 20፡00 ብናይ በርሊን (Berlin)አቖጻጽራ ሰዓት 8:00 PM ክኸውን እዩ።

ኩሉኹም ብሃገርኩምን ብህዝብኹምን እትግደሱ: ሓንቲ ዲሞክራስያዊትን: ብስርዓተ ሕጊ እትግዛእ ኤርትራ ንምህናጽ እትትምነዩን እትቃለሱን: ኣብዚ ኣገዳስን ታሪኻዊን ዕለት ምሳና ሓቢርኩም ከተምስዩ ብኽብሪ ንዕድም።

ብደሓን ምጽኡ/ኣ …!!!

ኣብ ኤርትራ፡ ፍትሕን ደሞክራሲያዊ  ለውጥን፡ ንኽነግስ ካብ እንመያየጥን እንዛተን ግዱሳት

ኤርትራውያን፤ ደቂ ሃገር።

etuqmenesey@gmail.com

Comments

Leave a comment

Your email address will not be published. Required fields are marked *

This site uses Akismet to reduce spam. Learn how your comment data is processed.

Search the site

Back to top