NewsNotices

ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ከተማ መልበርን – ኣዉስትራልያ፣

encedmelbourne@yaho.com

ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ከተማ መልበርን – ኣዉስትራልያ፣

ዝኸበርኩም ደለይቲ ፍትሒ፣ ሰላምን ደሞክራስን ደቂ-ሃገር፤

ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ – ዞባ ኣዉስትራልያን ኒዉዚላንድን፣ ብግዱሳት ኤርትራውያን ተቐማጦ’ቲ ከባቢ ብዝቐረበሉ ጠለብ መሰረት ንሰምበት  19 ሰኔ ኣብ  መልበርን ሰፊሕ ህዝባዊ ኣኼባ ክገብር መዲቡ ኣሎ።

ኣብ’ዚ ህዝባዊ ኣኼባ ተዳልዬም ዘለዉ ኣርእስትታት ፦

1- ምይይጥ ምስ ህዝቢ ንድፊ መሰጋገሪ ቅዋም ሃገረ ኤርትራ

2- ምይይጥ ምስ ህዝቢ ንድፊ ሕገ ህንጻ መሰጋገሪ ሃገራዊ ባይቶ ኤርትራ

ኩሉ ደላይ ለውጢ ህዝብና ኣብ’ዚ ዝበጋገስ ዘሎ ህዝባዊ ማዕበል ክዓስልን ብዕትበት ክዋስኣሉን ድማ ብኽብሪ ንዕድም።

ዕለት: ቀዳም፣  2 ሓምለ 2011

ሰዓት:   6 ድ፡ቀ

ቦታ :    Eritrean Community Centre

49-53 Buncle Street
North Melbourne VIC 3051

,

ንሓበሬታ ኣባላት ሃገራዊ ኮምሽን ተወከሱ

ኡስታዝ ሳልሕ ሓምደ         0432100831

ኡስታዝ መሓመድ ኑር ኣሕመድ     0413169216

ብድሓን ምጹ፣

ዓወት ንህዝቢ ኤርትራ !!

ዓወት ንሃገራዊ ጉባኤ !!

ውድቐት ንምልካዊ ስርዓት ህግደፍ !!

ክፍሊ ዜናን ሓበሬታን ዞባ ኣዉስትራልያን ኒዉዚላንድን

ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ

Comments

Leave a comment

Your email address will not be published. Required fields are marked *

This site uses Akismet to reduce spam. Learn how your comment data is processed.

Search the site

Back to top