ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ፍራንክፎርት

ንዓርቢ ዕለት 16 መስከረም 2011፡ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ቅድሚ ቤት ጽሕፈት ቆንስል ህግደፍ፡ ኣብ ፍራንክፎርት ኒደራድ ኪካየድ ተመዲቡ ኣሎ።

ህዝብና፡ ካብ ዘለዎ ሕሰም ምእንቲ ኪናገፍ፡ ባዕሉ ብቕልጽሙን ሓድነቱን ይምክት ኣሎ። ካብ‘ዚ ብምብጋስ ድማ እታ ስርዓት ህግደፍ ብመራሒኡ ኣቢሉ ዝኣወጃ ዕለት 18 መስከረም 2001፡ ካባ ዲክታቶርነት ብዕሊ ዝለበሰላ መዓልቲ ስለ ዝዀነት፡ ኣብ ስደት እንርከብ ኩላህና ብሓበራ

 

  1. 1.          ቅትለትን ምህዳንን መንእሰያት ንኹንን

  2. 2.          ፍትሕን ሕግን ኪነግስ ህግደፍ ይተኣለ

  3. 3.          ናይ ፖለቲካ እሱራት ብዘይ ቅድመ ኵነት ይፈትሑ ……..

 

እናጨራሕና ኣብ‘ቲ ብኹለን ተቓወምቲ ውድባትን በርገሳዊ ማሕበራትን ክፍጸም ተወሲኑ ዘሎ ሰላማዊ ሰልፊ ብሓባር ክንካፈል ንጽውዕ።

 

ንዕለት 16. 09. 2011 ዓርቢ ሰዓት 10

ቅድሚ ናብ‘ቲ ቦታ ምብጻሕና እንራኸበሉ፡ ዋና መዕረፍ ባቡር ከተማ ፍራንክፎርት ኪኸውን ተወሲኑ

 

ኣብ መዕረፍ ባቡር ኒደራድ‘ውን ሰዓት ዓሰርተን ፈረቓን ከምትርከቡ ይኹን

 

ሰላማዊ ሰልፊ፡ ሰዓት 11 ቅ.ቀ. ኣብ ፊት ቤት ጽሕፈት ቆንስል ህግደፍ

Lyoner Str. 34, – 60528 Frankfurt am Main ክከየድ እዩ።

 

ብብዝሕን ኣብ ሰዓቱ ክትርከቡን ተስፋና ደረት የብሉን

ቀጻሊ ሓበሬታ ምስ ዘድሊ ኣብ 015772599572

 

 

 

ናይ ሓባር ኣዳላዊት ሽማግለ

ሰላማዊ ሰልፊ ፍራንክፈርት

 

 

 

ዕለት 24.08.2011

Short URL: https://english.farajat.net/?p=5662

Posted by on Sep 1 2011 Filed under News, Notices. You can follow any responses to this entry through the RSS 2.0. You can leave a response or trackback to this entry

Leave a Reply

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net