ኣገዳሲ ሓበሬታ : ንፖለቲካውያን ሰነዳት ንዝቐርብ ርእይቶታት ብዝምልከት

ፖለቲካዊ ሽማግለ ካብ ዝተፈላለየ ወገናት ንፖለቲካዊ ሰነዳት ዝቐረብ ርእይቶታት በዚ ዝስዕብ ኢመይል ኣድራሻ ክሳብ 17- ጥቅምቲ -2011ዓ/ም ብ politicalcomm10@Gmail.com ክንቅበል ምዃና ንሕብር፡፡

ዕለተ ጉባኤ እንዳ ተቓረበ ይመጽእ ስለ ዘሎ ካብቲ ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ ዕለት ንደሓር ዝመጽእ ርእይቶታት
ተቐባልነት ከምዘይብሉ ደጊምና ነዘኻኽር ፡፡

ስለዚ ኩሉኹም ኤርትራውያን ጉዱሳት ንዘለኩም ርእይቶታት ክሳብ ኣብቲ ዝተቐሰ ዕለት ርእይቶኹም ክትሰዱልና ንጽውዕ ፡፡

ሓቢርና ሓድነትና ዓቂብና ጉባኤና ነዕውት!!

ዓሊ መሓመድ ስዒድ
ኣቦ መንበር ፖሎቲካዊ ሽማግለ
ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ
10 ጥቅምቲ 2011
WWW.ENCDC.COM

Short URL: https://english.farajat.net/?p=5914

Posted by on Oct 11 2011 Filed under News, Notices. You can follow any responses to this entry through the RSS 2.0. You can leave a response or trackback to this entry

Leave a Reply

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net