አገዳሲ ሐበሬታ ህዝባዊ አኼባ አብ ሆላንድ

ንኹሉ ብህዝቢ ኤርትራ ዝግደስ ኤርትራዊ

 

ንቐዳም ዕለት 17 ሚያዝያ 2010 አብ ከተማ ሮተርዳም ሆላንድ ህዝባዊ አኼባ ብአባላት ኪዳንን በርጌሳውያን ማሕበራትን ንዘተ ህልው ኩነታት ሀገርና መሰረት ብምግባር አዳሊና ስለዘለና ኩሉ ኤርትራዊ/ት አብ ዝተባህለ ዕለትን ሰዓትን ምሳና ሐቢሩ ብጉዳይ ሀገሩ ክዝቲ ብኽብሪ ነዕድም አለና

ዝግበረሉ ቦታን አድራሻን አብ ሮተርዳም ካብ ሰዓት ሐደ ቐትሪ ክሳብ ሰዓት ሸሞንተ ምሸት ኮይኑ አድራሻ ከምዚ ዝስዕብ እዩ፡

  Buurthuis Post West,

Tidemanstraat 80

           Rotterdam  እዩ

መጎዓዝያ ካብ ሰንትራል ስቴሽን ናብ woudhoek ትኸይድ ትራም 21 ወሲድኩም አብ Mathenesserplein ዝብል halte ወሪድኩም አብ ዝተባህለ አድራሻ ክትመጹ ብኽብሪ እናሐበርና ብደሐን ምጹ ንብል፡ ግዝየ ካብ ሰዓት ሐደ ክሳብ ሰዓት ሸሞንተ እዩ ኩሉ ሰብ አብ ግዝይኡ ክርከብ ድማ ንላቦ አዳላዊት ኮሚተ ሆላንድ።

Short URL: https://english.farajat.net/?p=616

Posted by on Apr 10 2010 Filed under News. You can follow any responses to this entry through the RSS 2.0. You can leave a response or trackback to this entry

Leave a Reply

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net