ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ከተማ ስቶክሆልም

 

Eritrean Democratic Alliance

Sweden Branch

ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን – ጨንፈር ሽወደን፡ ንዕለት 25.02.2012 ኣገዳሲ ኣኼባ ኣዳሊዩ ኣሎ። እዚ ኣኼባ’ዚ ብኣባላት ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ኤ.ዲ.ኪ. ብጻይ ሓጅ ዓብደኑር ኣልሓጅ ሓላፊ ህዝባውን ማሕበራውን ጉዳያት፡ ብጻይ በሺር ኢስሓቕ ሓላፊ ወጻኢ ዝምድናታትን ዝምእከል ኰይኑ፡ ንሃገራዊን ዞባውን ኣህጉራውን ፖለቲካዊ ምዕባሌታት ኣልዒሉ ክዝትን መብሪሂታት ክቀርቡ ኢዮም። ስለ’ዚ ኩላትኩም ኤርትራውያን ኣብ’ዚ ኣኼባ’ዚ ክትሳተፉ ብክብሪ ንዕድም። ኣኼባ ኣብ  ABF Hallonbergen ካብ ሰዓት 14.00 ክሳብ ሰዓት 18.00 ክካየድ ምዃኑ ንሕብር።

 

ብድሓን ምጹ !

 

ሽማግለ ኤ.ዲ.ኪ. ጨንፈር ሽወደን

Short URL: https://english.farajat.net/?p=6534

Posted by on Feb 16 2012 Filed under News, Notices. You can follow any responses to this entry through the RSS 2.0. You can leave a response or trackback to this entry

Leave a Reply

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net