News

ኣገዳሲ ሓበሬታ

ኤርትራዉያን ጀበርቲ ክፉት ናይ መራኸቢ ቡዙሓን ነሕዋት፡

1.  ኢድሪስ ኑሩ ሓላፊ ክፍሊ ፓለቲካዊ ጉዳያት ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ

2. ሓው ኢድሪስ ሳልሕ ኣባል ማእከላይ መሪሕነት ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ

ዓዲሙ: ብዛዕባ

  • ሕሉፍ ተሞክሮ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ
  • ምስረታ ሰልፊ ናህዳ ኤርትራን ጉዕዞ 6 ዓመትን

ንቀዳም ዕለት 24.03.2012 ካብ ሳዓት 9፡00 ናይ ምሸት ብናይ በርሊን ኣቆጻጽራ (11፡00 ናይ ምሸት ብናይ ኣስመራ ኣቆጻጽራ) ምሳና ከተምሲዩ ብትሕትና ይዕድመኩም። ብዳሓን ምጹ!

Comments

Leave a comment

Your email address will not be published. Required fields are marked *

This site uses Akismet to reduce spam. Learn how your comment data is processed.

Search the site

Back to top