ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ


ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ዞባ ሰ.ኣመሪካ ኣብ ከተማ ኦታዋን ከባቢኣን ህዝባዊ ሽማግለ ንምቛም ኣኼባ ክካየድ ስለ-ዝዅነ ንኹሉ ብሃገሩን ህዝቡን ዝግደስ ኤርትራዊ ኣካል ናይዚ መስርሕ’ዚ ኰይኑ ህዝብን ሃገርን ንምድሓን ኣብ ምእላይ ኣረሜናዊ ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍን ኮራኩሩን እጃሙ ከበርክት ብትሕትና ንጽውዕ።
ዕለት -ቀዳም 21/04/12
ቦታ -Jack Parcel Community Ctr.
320 Jack Parcel lane/Elgin
ሰዓት -3፡30-6።30p.m
ብድሓን ምጹ፡ ሽማግለ ባይቶ

Short URL: https://english.farajat.net/?p=6906

Posted by on Apr 19 2012 Filed under News. You can follow any responses to this entry through the RSS 2.0. You can leave a response or trackback to this entry

Leave a Reply

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net