መጸዋዕታ ኣኼባ ስቶክሆልም

እቲ ካብ ነዊሓ ግዜ ብጽሑፋቱ ክንከታተሎን ክንስዕቦን ዝጸናሕና ”ትልሚ ንዘርኢ ክርዳድ ሞት ክናና ንኢሰያስ” ዝብሉ ኣርእስታት ምጥቃስ ይከኣል። ንስርዓት ህግደፍ ብፍላይ ድማ ንኢሰያስን ሰዓብቱን ብትብዓት ዘቃልሔ ኣለና ተጋ. ረድኢ መሓሪ መቐጸልታ ናይቲ ኣብ ኤውሮጳ ዝገብሮ ዘሎ ዕዶቱ ኣብ ስቶክሆልም እውን ምስ ህዝቢ ሰፊሕ ኣኼባ ከካይድ ተዳልዩ ስለዘሎ ንኹሉ ደላዪ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ኤርትራ ብኽብሪ ንዕድም።

ዕለት 29/4-2012
ሰዓት 12:00—16:00
ቦታ ABF Svea väggen Stockholm

ኣዳለውቲ ኣኼባ

Short URL: https://english.farajat.net/?p=6912

Posted by on Apr 21 2012 Filed under News, Notices. You can follow any responses to this entry through the RSS 2.0. You can leave a response or trackback to this entry

Leave a Reply

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net