ኣገዳሲ ሓበሬታ!

ቃለ መሕትት ኣምባሳደር ኣድሓኖም ገ/ማርያም ምስ ሬድዮ ኤረና፣

ተጋዳላይ ኣምባሳደር ኣድሓኖም ገብረማርያም ንህሉው ፖሎቲካውን ማሕበራውን ጉዳያት ሃገርናን ከምኡ’ውን ኣብዚ እዋን’ዚ መዛረቢ ዛዕባ ኮይኑ ብዛዕባ ዘሎ ጉዳይ ሬሳ ተጋዳላይ ናይዝጊ ክፍሉ ብዝምልከት ምስ ሬድዮ ኤረና ካብ ትማሊ ዓርቢ 20 ሚያዝያ 2012 ዓ.ም ዝፈለመ ሰፊሕ ቃለ-መሕትት ኣካይዱ ስለዘሎ ንኽትከታተልዎ ብኽብሪ ንዕድም፣ ኣብ ቀጻሊ’ውን ኣብ መርበብ ሓበሬታ ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ (ዘተን ደሞክራሲን ይዓምብብ!) www.mahta.net ብተኸታታሊ ክቐርበልኩም ኢዩ’ሞ ብተመሳሳሊ ደጊምና ንኽትከታተልዎ ብኽብሪ ንዕድም፣

ክፍሊ ዜናን ባህልን ሰ.ደ.ህ.ኤ፣

(ዘተን ደሞክራሲን ይዓምብብ!)

Short URL: https://english.farajat.net/?p=6914

Posted by on Apr 22 2012 Filed under News, Notices. You can follow any responses to this entry through the RSS 2.0. You can leave a response or trackback to this entry

Leave a Reply

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net