ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ፍራንክፎርት

ሽማግለ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ዞባ ኤውሮጳ ብዛዕባ መደባት ኣወሃሃዲት ሽማግለ ሃገራዊ ባይቶ ዞባ ኤውሮጳ ንምግላጽን ምክታዕን ንዕኡ ኣብ ምትግባር እትዋሳእ ህዝብዊት ሽማግለ ንምምራጽን ኣብ ከተማ ፍራንክፎርት ኣገዳሲ ኣኼባ ኣዳሊያ ስለ ዘላ፡ ኩሉ ግዱስ ሃገራዊ ኣብ’ዚ ኣኼባ’ዚ ንክሳተፍ ብክብሪ ይዕደም።

ኣርእስትታት እቲ ኣኼባ
• መግለጺ ብዛዕባ ሃ.ጉባኤን ውሳኔታቱን
• መድብ ስርሓት ኣዋሃህዲት ሽማግለ
• ምምራጽ ህዝባዊት ሽማግለ

ዕለት፡ ቀዳም 05/05/2012
ግዜ፡ 14፡00 – 18፡00
ቦታ፡
:Saalbau Nied
Heinrich-Stahl-Straße 3
65934 Frankfurt am Main
Germany

ሓበሬታ መንገዲ:
ሽትራሰንባን 11 ወይ 21 ናብ ሆክስት ተጓዒዝኩም ኣብ ሉትመር ስትራስ ትወርዱ ካብኡ 3 ደቂቕ ብእግሪ ትኸዱ ወይ ድማ
ደማ ኤስ ባን S1 ወይ S2 ወሲድኩም ኣብ ኒድ ትወርዱ ካብኡ ብእግሪ 5 ደቒቕ ትኸዱ።

“ብሓባር ምእንቲ ምርግጋጽ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ኤርትራ”

ብደሓን ምጹ!

ህዝባውን ማሕበራውን ሽማግለ
ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ – ዞባ ኤውሮጳ

Short URL: https://english.farajat.net/?p=6969

Posted by on May 1 2012 Filed under News. You can follow any responses to this entry through the RSS 2.0. You can leave a response or trackback to this entry

Leave a Reply

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net