ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ሽቱትጋርት

ሽማግለ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ዞባ ኤውሮጳ ብዛዕባ መደባት ኣወሃሃዲት ሽማግለ ሃገራዊ ባይቶ ዞባ ኤውሮጳ ንምግላጽን ምክታዕን ንዕኡ ኣብ ምትግባር እትዋሳእ ህዝብዊት ሽማግለ ንምምራጽን ኣብ ከተማ ሽቱትጋርት ኣገዳሲ ኣኼባ ኣዳሊያ ስለ ዘላ፡ ኩሉ ግዱስ ሃገራዊ ኣብ’ዚ ኣኼባ’ዚ ንክሳተፍ ብክብሪ ይዕደም።

ኣርእስትታት እቲ ኣኼባ
• መግለጺ ብዛዕባ ሃ.ጉባኤን ውሳኔታቱን
• መድብ ስርሓት ኣዋሃህዲት ሽማግለ
• ምምራጽ ህዝባዊት ሽማግለ

ዕለት፡ ሰንበት 06/05/2012
ግዜ፡ 14፡00 – 18፡00
ቦታ፡
: Spreuergasse 47
70372 Stuttgart (Bad Cannstatt)

“ብሓባር ምእንቲ ምርግጋጽ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ኤርትራ”

ብደሓን ምጹ!

ህዝባውን ማሕበራውን ሽማግለ
ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ – ዞባ ኤውሮጳ

Short URL: https://english.farajat.net/?p=6971

Posted by on May 1 2012 Filed under News. You can follow any responses to this entry through the RSS 2.0. You can leave a response or trackback to this entry

Leave a Reply

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net