ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ሮተርዳም – ሆላንድ

ንቐዳም ዕለት 12-05-2012 ህዝባውን ማሕበራውን ሽማግለ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ዞባ ኤውሮጳ፡ ብዛዕባ ህልው ኩነታት ሃገርና ንምዝታይን መደባት ኣወሃሃዲት ሽማግለ ሃገራዊ ባይቶ ዞባ ኤውሮጳ ንምትግባር እትዋሳእ ህዝብዊት ሽማግለ ንምምራጽ፡ ኣብ ከተማ ሮተርዳም ኣገዳሲ ኣኼባ ክተካይድ መዲባ ስለ ዘላ፡ ኩሎም ንለውጢ ትቃለስ ዘለኹም ሃገራውያን ኣብ`ዚ ኣኼባ`ዚ ንኽትሳተፉ ብክብሪ ንዕድም።

ኣኼባ ዝካየደሉ ዕለት፡ ቀዳም 12-05-2012
ቦታ፡ Gerarde scholeten str, 128 Rotterdam
ግዜ፡ 13፡00

“ብሓባር ምእንቲ ምርግጋጽ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ኤርትራ”

ብደሓን ምጹ።

ህዝባውን ማሕበራውን ሽማግለ
ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ – ዞባ ኤውሮጳ

Short URL: https://english.farajat.net/?p=7015

Posted by on May 5 2012 Filed under News, Notices. You can follow any responses to this entry through the RSS 2.0. You can leave a response or trackback to this entry

Leave a Reply

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net