NewsNotices

ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ካርልስሩሀ


ሽማግለ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ዞባ ኤውሮጳ ብዛዕባ መደባት ኣወሃሃዲት ሽማግለ ሃገራዊ ባይቶ ዞባ ኤውሮጳ ንምግላጽን ምክታዕን ንዕኡ ኣብ ምትግባር እትዋሳእ ህዝብዊት ሽማግለ ንምምራጽን ኣብ ከተማ ካርልስሩሀ ኣገዳሲ ኣኼባ ኣዳሊያ ስለ ዘላ፡ ኩሉ ግዱስ ሃገራዊ ኣብ’ዚ ኣኼባ’ዚ ንክሳተፍ ብክብሪ ይዕደም።

ኣርእስትታት እቲ ኣኼባ
• መግለጺ ብዛዕባ ሃ.ጉባኤን ውሳኔታቱን
• መድብ ስርሓት ኣዋሃህዲት ሽማግለ
• ምምራጽ ህዝባዊት ሽማግለ

ዕለት፡ ሰንበት 13/05/2012
ግዜ፡ 14፡00 – 17፡00
ቦታ፡
Gewerbehof 3. OG
Stein Straße 23
76133 Karlsruhe

“ብሓባር ምእንቲ ምርግጋጽ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ኤርትራ”

ብደሓን ምጹ!

ህዝባውን ማሕበራውን ሽማግለ
ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ – ዞባ ኤውሮጳ

Comments

Leave a comment

Your email address will not be published. Required fields are marked *

This site uses Akismet to reduce spam. Learn how your comment data is processed.

Search the site

Back to top