ሙንተዳ ጀበርቲ ናይ መራኸቢ ቡዙሓን ንሸኽ ኸሊል ዓምር ከጋይሽ እዩ!

ኤርትራዉያን ጀበርቲ ክፉት ናይ መራኸቢ ቡዙሓን(Paltalk Rooma) ንሓላፊ እስላማዊ ሰልፊ ንፍትሕን ልምዓትን ተጋዳላይ ሸኽ ኸሊል ዓምር ዓዲሙ ብዛዕባ ህልው ኩነታት ሃገርናን ብሸነኽ ደምበ ተቓውሞን ሓበሬታ ንኽህብ ስለ ዝኾነ ንጅምዓት ዕለት 25.05.2012 ካብ ሳዓት 9፡00 ናይ ምሸት ብናይ በርሊን ኣቆጻጽራ (11፡00 ናይ ምሸት ብናይ ኣስመራ ኣቆጻጽራ) ምሳና ከተምሲዩ ብትሕትና ይዕድመኩም። ኤርትራውያን ተቐማጦ ማእከላይ ምብራቕን ኣፍሪቃን ብነጻ ክኣትዉ ይኽእሉ እዮም። ብዳሓን ምጹ!

Short URL: https://english.farajat.net/?p=7083

Posted by on May 22 2012 Filed under News, Notices. You can follow any responses to this entry through the RSS 2.0. You can leave a response or trackback to this entry

Leave a Reply

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net