News

ምልክታ

ቀዋሚ ሽማግለ ሰብኣዊ መሰላትን ሓፈሻዊ ሓርነትን ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ በዚ ዝስዕብ ሊንክ ዝርከብ ሓበሬታዊ ብሎግ ኣበጊሱ ከም ዘሎ ክንሕብር ደስ የብልና።

http://encdchumanrightscommittee.blogg.se

ሓፋሽ ህዝብና፡ ብስርዓት ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ህዝብና ዝፍጸም ዘሎ ሰብኣዊ ግህስታትን፡ ንኣድማሳዊ ሕግታትን ኣህጉራዊ ስምምዓትን ጥሒሱ ኣብ ልዕሊ’ቶም ካብ ጭቝና ከምልጡ ዝፍትኑ ዜጋታት ዘውርዶ ዘሎ ግፍዕታትን በዚ ብሎግ’ዚ ኣቢሉ ንከቃልዕ ጻዊዕትና ነቕርብ።

Comments

Leave a comment

Your email address will not be published. Required fields are marked *

This site uses Akismet to reduce spam. Learn how your comment data is processed.

Search the site

Back to top