መሪሕነት ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ኣብ ሙንተዳ ክመጹ እዮም!


ኤርትራዉያን ጀበርቲ ክፉት ናይ መራኸቢ ቡዙሓን ነሕዋት፡
1. ማሓመድ ሳልሕ ሓጉስ ሓላፊ ክፍሊ ዜናን ሓበሬታን ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ
2. ሓው ኣንዋር ኢብራሂም ሓላፊ ክፍሊ ውደባን ስርርዕን ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ
ዓዲሙ: ብዛዕባ
• ተመክሮ ተቓወምቲ ብሓፈሻ፡ ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ከመይ ይመስል ከዘራርቦም
ንጅምዓት ዕለት 08.06.2012 ካብ ሳዓት 9፡00 ናይ ምሸት ብናይ በርሊን ኣቆጻጽራ (11፡00 ናይ ምሸት ብናይ ኣስመራ ኣቆጻጽራ) ምሳና ከተምሲዩ ብትሕትና ይዕድመኩም።
ብዳሓን ምጹ!

Short URL: https://english.farajat.net/?p=7186

Posted by on Jun 7 2012 Filed under Notices. You can follow any responses to this entry through the RSS 2.0. You can leave a response or trackback to this entry

Leave a Reply

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net