ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ከተማ ኡልም

ሽማግለ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ዞባ ኤውሮጳ ብዛዕባ መደባት ኣወሃሃዲት ሽማግለ ሃገራዊ ባይቶ ዞባ ኤውሮጳ ንምግላጽን ምክታዕን ንዕኡ ኣብ ምትግባር እትዋሳእ ህዝብዊት ሽማግለ ንምምራጽን ኣብ ከተማ ኡልም/ጀርመን ኣገዳሲ ኣኼባ ኣዳሊያ ስለ ዘላ፡ ኩሉ ግዱስ ሃገራዊ ኣብ’ዚ ኣኼባ’ዚ ንክሳተፍ ብክብሪ ይዕደም።

ኣርእስትታት እቲ ኣኼባ
• መግለጺ ብዛዕባ ሃ.ጉባኤን ውሳኔታቱን
• መድብ ስርሓት ኣዋሃህዲት ሽማግለ
• ምምራጽ ህዝባዊት ሽማግለ

ዕለት፡ ቀዳም 24/06/2012
ግዜ፡ 13፡00 – 18፡00
ቦታ፡
„ Haus der Begegnung“
Grünenhof 7
89073 Ulm

ብደሓን ምጹ!

ኣወሃሃዲ ሽማግለ ዞባ ኤውሮጳ
ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያው ለውጢ
ህዝባውን ማሕበራውን ሽማግለ

Short URL: https://english.farajat.net/?p=7208

Posted by on Jun 18 2012 Filed under News, Notices. You can follow any responses to this entry through the RSS 2.0. You can leave a response or trackback to this entry

Leave a Reply

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net