ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ኦስሎ – ኖርወይ

ንቐዳም ዕለት 23-06-2012 ህዝባውን ማሕበራውን ሽማግለ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ዞባ ኤውሮጳ፡ ብዛዕባ ህልዊ ኩነታት ሃገርና ንምዝታይን መደባት ሃገራዊ ባይቶ ኣብ ምትግባር ሓልፍነት እትስከም ህዝብዊት ሽማግለ ንምምራጽን፡ ኣብ ከተማ ኦስሎ ኣገዳሲ ኣኼባ ከተካይድ መዲባ ስለ ዘላ፡ ኩሎም ንለውጢ ትቃለሱ ዘለኹም ሃገራውያን ኣብ`ዚ ኣኼባ`ዚ ንኽትሳተፉ ብክብሪ ንዕድም።

ኣኼባ ዝካየደሉ ዕለት፡ ቀዳም 23-06-2012
ቦታ፡ EBBELS GATE 1 –Oslo
ግዜ፡ 15፡00

“ብሓባር ምእንቲ ምርግጋጽ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ኤርትራ”

ብደሓን ምጹ።

ህዝባውን ማሕበራውን ሽማግለ
ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ – ዞባ ኤውሮጳ

Short URL: https://english.farajat.net/?p=7203

Posted by on Jun 18 2012 Filed under News. You can follow any responses to this entry through the RSS 2.0. You can leave a response or trackback to this entry

Leave a Reply

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net