ዕድመንኩሎምደሞክራስያውያንደለይቲናጽነት

ብምኽንያት መበል 51 ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ሕዝቢ ኤርትራ፡ ሕድሪ ስዉኣት ንምስትንታንን፡
ንኵሎም ኣደዳ ጉጅለ ህግደፍ ብምዃን ህይወቶም ዝሰኣኑን ኣብ ቤት ማእሰርቲ ተመቊሖም ዝሳቐዩ ዘለዉን ንምዝካርን፡ ከምኡ’ውን ኣቃውምን
በጺሑዎ ዘሎ ምዕብልና ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደማክራሲያዊ ለውጢ ንምሕባርን፡ ንኹሎም ደለይቲ ነጻነትን ሰላምን ደሞክራሲያውያን
ኤርትራውያን ውልቀሰባትን ኣባላትጨንፈራት ኤርትራዊሃገራዊባይቶንዲሞክራስያዊለውጢ (ኤ.ሃ.ባ.ደ.ለ.) ኣብ ጀርመንንምሳና ሓቢርኩም ከተምስዩ በዚ ኣጋጣሚ’ዚ ንዕድም።

 

ቦታ፡-   ዩገንድ ኣውሹስ ሱድሽታት

ኣውጋርተን ስትራሰ ቍ. 21

Stadtjugendausschuss
e.V.

Kinder- und
Jugendtreff Südstadt

Augartenstraße 21,
76137 Karlsruhe

 

ዕለት፡-
ቀዳም 20 ጥቅምቲ 2012

ካብሰዓት 14 ድ.ቀ. ክሳብፍርቂለይቲ

 

ብደሓንምጹ

 

ኣካያዲትሽማግለ

ኤርትራዊሃገራዊባይቶንደሞክራስያዊለውጢ

ጨንፈርካርልስሩሀ

 

 

02.10.2012

Short URL: https://english.farajat.net/?p=7806

Posted by on Oct 3 2012 Filed under News, Notices. You can follow any responses to this entry through the RSS 2.0. You can leave a response or trackback to this entry

Leave a Reply

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net