News

ብምኽንያት ርሑስ በዓል ዒድ ኣልኣድሓ ብፈጻሚት ቤት ጽሕፈት ኤ.ሃ.ባ.ደ.ለ ዝወጸ ናይ ዮሃና መግለጺ

ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ብምኽንያት በዓል ዒድ ኣልኣድሓ ኣል ሙባረክ ብሓፈሻ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራን ብፍላይ ድማ  ንኣመንቲ ምስልምና ርሑስ በዓል ክኾነልኩም ሰናይ ትምኒቱ ይገልጽ፡፡

ኤ.ሃ.ባ.ደ.ለ ብ ኣጋጣሚ በዓል ዒድ ኣልኣድሓ ኣልሙባረክ  ህዝቢ ኤርትራ ሃይማኖታዊ ብዙሕነት ዘተኣናግድ ሕብረተሰብ ከም ምዃኑ መጠን ምእንቲ ቅዱስ ዝኾነ ሃይማኖታዊ እምነታቱን መሰላቱን ክብርታቱን ንምምላስ ኣንጻር ጸረ ህዝቢ ጨፍጫፊ ንዝኾነ ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ዝገብሮ ዘሎ ቃልሲ ተጋድሎ ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ብዓወት ክጽንበል ኩሉ ዓቕምታቱ ኣታሓባቢሩ ብጽንዓት ክምክት ጻውዒቱ የቕርብ።

 

ፈጻሚት ቤት ጽሕፈት

ኤ.ሃ.ባ.ደ.ለ

25 ጥቅምቲ 2012

Comments

Leave a comment

Your email address will not be published. Required fields are marked *

This site uses Akismet to reduce spam. Learn how your comment data is processed.

Search the site

Back to top