News

ኣገዳሲ ናይ ህዝቢ ኣኼባ ኣብ ከተማ ኦስሎ- ኖርወይ

ብኣባላት መሪሕነት ዞባ ኤውርጳ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ዝካየድ ናይ ህዝቢ ኣኼባ ንቀዳም 23 ለካቲት 2013 ተመዲቡ ኣሎ።

 

ዕላማ ናይቲ ኣኼባ ንኤርትራውያን ተቐማጦ ኖርወይ ብዛዕባ ሃገራዊ ባይቶን፣ ብዛዕባ መደብ ስራሓት ዞባ ኤሮጳን   ዘድሊ ሓበሬታ  ንምሃብን፣ከምኡ  ድማ ኣብ ሃገር ኖርወይ  ከምቲ ኣብ ካልኦት ሃገራት ኤውሮጳ   ዝርከባ ሽማግለታት ኤ .ሃ. ባ .ዲ. ለ.  ንምቛምን ኢዩ።

 

ስለዚ ኩሉ ብጉዳይ ሃገሩ  ዝግደስ ደላይ ለውጢ ኤርትራዊ  ዜጋ  ክሳተፍ  

ብኣኽብሮት ንዕድም ፡፡

ኣኼባዝካየደሉ፣- ዕለት ፤ ቀዳም 23/02/2013

–      ግዜ ፣ ሰዓት 16:00 ድ.ቀ

–      ቦታ ፤ EBBELS GATE 1 – Oslo –   1st Floor

ብደሓን ምጹ !

 ኤ.ሃ.ባ.ዲ.ለ – ዞባ ኤውሮጳ

 

ብምትሕብባር

 

ተሓጋጋዚት ሽማግሌ ናይ ኤ. ሃ. ኮ. ዲ. ለ.  ነበርን፡

 

 ሲቪካዊ  ምንቅስቃስ  ሕብረት ኤርትራዊያን ኣብ ኖርወይን፡፡

 

 

 

ክፍሊ ዜናን ሓበሬታን  ዞባ ኤውሮጳ

 

Comments

Leave a comment

Your email address will not be published. Required fields are marked *

This site uses Akismet to reduce spam. Learn how your comment data is processed.

Search the site

Back to top