ኣገዳሲ ሕዝባዊ ሓበረታ

sesadu

ስዊደናዊ – ኤርትራዊ ምሕዝነት ንደሞክራስያዊ ለውጢ ንባሕቲ መስከረም ምጅማር ብረታዊ መበል 53 ዓመትን፣ መበል 13 ዓመት ናይቶም ብ 11 መስከረም 2001 ብህግድፍ ዝተኣስሩ ፖሊቲካውያን መራሕትን ፣ ጋዜጠኛታትን ንምዝካር፣ ንኩሉ ብህዝቡ ዝግደስ ብክብሪ ይዕድም።

ንቀዳም ዕለት 20 መስከረም 2014 ፣
ግዜ፣ 14.00-21.00
ቦታ፣ Lötsjövägen 29 B- Hallonbergen Centrum- T- Bana mot Akalla

መደብ ምሸት
1. ንኡስ ዘተ ምስ ፖሊቲካውያን
2. ቃል- መስከረም
3. መዘናግዒ

ምስ ሰላምታ
ኣካያዲት ምሸት

Short URL: https://english.farajat.net/?p=8901

Posted by on Sep 18 2014 Filed under News, Notices. You can follow any responses to this entry through the RSS 2.0. You can leave a response or trackback to this entry

Leave a Reply

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net