ዕድመ ንጽምብል መዓልቲ ናጽነት፡-

eritreischer

Cologn,17th May 17, 2015

24 ግንቦት መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ

 

ዕድመ ንጽምብል መዓልቲ ናጽነት፡-

ክቡራትን ክቡራንን ደቂ ሃገር!

ምዉቕን ዕዙዝን ሰላምታ ድሕሪ ምቕራብና፤

ንዝተጠቕሰ ክቡር ዕለት ብሓባር ንምብዓል፣ “ኤርትራዊ ማሕበረ-ሰብ ኰሎንን ከባቢአን” ንዅሊኻትኩም/ንዅሊኻትክን ብኽብሪ ትዕድም።

“ኤርትራዊ ማሕበረ-ሰብ ኰሎንን ከባቢአን” ነዚ ክቡር ጽምብል ይበቅዕ ዚበለቶ መግለጽን፣ ንክውንነት ህዝብና ዘንጸባርቕ ኣፍላምን ጽሑፋትን ኣሒዛ ተቐሪባ’ኳ እንተላ፣ ከምተውሳኺ እውን ዚዀነ ተሳታፊ/ት ወኒታቱ ዚገልጸሉ ምድላዋት ምስ ዚገብር፡ ነዚታት ንምስትእንጋድ ኣደራሽ-ጽምብልና ክፉት ምዃኑ ንሕብር። ናይ መስተን መግብን ምድላዋት ከም ልሙድ ህሉው ብምዃኑ ድማ ተሳታፍነት ስድራ-ቤታትኩም ውሁብ ንወስዶ።

ብድሓን ምጹ!

በዓል ዚግበረሉ ቦታ፡-

Bürgerzentrum Nippes
Turmstraße 3–5
50733 Köln ኢዩ

ዕለትን ዚጅመረሉ ሰዓትን ከአ፡-

ቀዳም፡- 23 May, 2015
16:00 Uhr

ኤርትራዊ ማሕበረ-ሰብ ኰሎንን ከባቢአን

Short URL: https://english.farajat.net/?p=9634

Posted by on May 20 2015 Filed under News, Notices. You can follow any responses to this entry through the RSS 2.0. You can leave a response or trackback to this entry

Leave a Reply

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net