ዓቢይ  ሰላማዊ ሰልፊ ኣንጻር ፈስቲቫል ህግድፍ ኣብ ከተማ ስቶክሆልም-ስዊደን

sesadu

አገዳሲ ሕዝባዊ ጻዋዒት

ጽላል ስዊደናዊ/ ኤርትራዊ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ምስ መሓዙት ደለይቲ ደሞክራስን ፍትሕን፣ ትሕቲ ጭርሖ፣”ፈስቲቫላት ህግደፍ ኣብ ሃገረ ስዊደን ደው ይበል”  ቃልስና ኣንጻር ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ ድማ ብናህሪ ይቕጽል ብዝብል ንክትሳተፉ ብኽብሪ ይዕድም።

 

ዕለት> ቀዳም ዕለት 1 ነሓሰ 2015

ግዜ፣ ካብ ሰዓት 11.00 ክሳብ 20.00

ቦታ፣ ፎልከትስሁስ/ ኤግበግ[ርድ የርቫፈልተት

 

 

 

ኣዳላዊት ኮሚተ/ ኤርትራዊ ኮም/SESADU ምስ ማሓዙቶም

Short URL: https://english.farajat.net/?p=9760

Posted by on Jul 10 2015 Filed under News, Notices. You can follow any responses to this entry through the RSS 2.0. You can leave a response or trackback to this entry

Leave a Reply

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net