Author Archive
Stories written by admin

ጨንፈር ኤሃባዴለ ዋሺንግቶን ዲሲ ተመስሪቱ ። ENCDC Washington DC branch established

Following the guide lines of the ENCDC, the ENCDC Washington DC branch was established on October 7/2012. Read More >>>  

Big Eid & Big Party

ናይ ቀ ዳ ም ቤ ት ት ም ህ ር ቲ ደ ባ ን ማ

ናይ ቀ ዳ ም ቤ ት ት ም ህ ር ቲ ደ ባ ን ማ read more >>>

Open Letter to United Nations High Commissioner for Refugees

Open Letter to United Nations High Commissioner for Refugees Read more >>>>>

ደምዳሚ መግለጺ 2ይ ስሩዕ ኣኼባ ፈጻሚት ቤት ጽሕፈት ኤዲኪ፡

ፈጻሚት ቤት ጽሕፈት ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ካብ ዕለት 01-08/10/2012 ኣብ ዘሎ ግዜ ካልኣይ ስሩዕ ኣኼባኡ ብምክያድ ኣብ ዝሓለፉ 6ተ ኣዋርሕ ብመሰረት ጸዲቑ ዝነበረ ትልሚ ዕዮ ንጥፈታትን ከይዲ ስርሓት ኪዳንን ብዕምቆት ገምጊሙን ኮምኡ’ውን ኣብ ብርክት ዝበሉ ህልዊ ፖለቲካዊ ጉዳያት ተመያይጡን።   ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት  ኣብ ቀዳማይ ኣጀንዳ ሰሪዑ ዝረኣዮ ጉዳይ ብዛዕባ ብዲሞክራስያዊ ምንቅስቓስ ሓርነት ኩናማ ኤርትራ፡ […]

ደምዳሚ መግለጺ 2ይ ስሩዕ ኣኼባ ፈጻሚት ቤት ጽሕፈት ኤዲኪ፡

ፈጻሚት ቤት ጽሕፈት ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ካብ ዕለት 01-08/10/2012 ኣብ ዘሎ ግዜ ካልኣይ ስሩዕ ኣኼባኡ ብምክያድ ኣብ ዝሓለፉ 6ተ ኣዋርሕ ብመሰረት ጸዲቑ ዝነበረ ትልሚ ዕዮ ንጥፈታትን ከይዲ ስርሓት ኪዳንን ብዕምቆት ገምጊሙን ኮምኡ’ውን ኣብ ብርክት ዝበሉ ህልዊ ፖለቲካዊ ጉዳያት ተመያይጡን።  ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት  ኣብ ቀዳማይ ኣጀንዳ ሰሪዑ ዝረኣዮ ጉዳይ ብዛዕባ ብዲሞክራስያዊ ምንቅስቓስ ሓርነት ኩናማ ኤርትራ፡ ንባሕቲ […]

ደምዳሚ መገለጺ ራብዓይ ስሩዕ ኣኼባ ማእከላይ መሪሕነት ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ /ደ.ግ.ሓ.ኤ/

ማእከላይ መሪሕነት ዲሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ /ደ.ግ.ሓ.ኤ/ ካብ 30 መስከረም 2012 ክሳብ 3 ጥቅምቲ 2012 ኣብ ዘሎ ግዝያት ራብዓይ ስሩዕ ኣኼብኡ ብዓወት ኣሰላሲሉ። ማእከላይ መሪሕነት ኣብዚ ኣኼብኡ’ዚ ንህልዊ ዓለማውን ከባብያውን ሃገራውን ውድባውን ኩነታት ብዕምቆት ገምጊሙ ኣገደስቲ ውሳኔታት ኣመሓላሊፉን።   ውጹዓት ተቓለስቲ ህዝብታት ኤርትራ!   ማእከላይ መሪሕነት ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ ደግሓኤ ኣብ’ዚ ኣኼብኡ’ዚ ንህልዊ ሃገራዊ […]

ሓባራዊ ቃል ጽላል ፖሊቲካዊ ውድባትን በርገሳዊ ማሕበራትን ውልቀስባትን

29/09/2012 ዝኸበርኩም ሃገራውያን ተቓለስቲ ንደምክራስያዊ ለውጢ ! ዝኸበርኩም አባላት ጨናፍር ፖሊቲካውን በርገሳውን ማሕበራት! ዝኸበርኩም ዕዱማትና!   ብመጀመርያ እንቋዕ ነዚ ድርብ ኣጋጣሚ ሓደ መበል 51 ዝኽሪ ምጅማር ናጽነታዊ ቃልሲ ሕዝቢ ኤርትራ ካልኣይ ድማ ዝኽሪ መበል 11 ዓመት እቶም ንደሞክራስያዊ ለውጢ ሕይወቶም ዝበጀዉ ገዳይም ተጋደልትን ሓለፍቲ መንግስትን ከምኡ ድማ እቶም ቀንዲ ተዋሳእቲ ነጻ ፕረስ ዝኾኑ ጋዜጠናታት ናይ […]

ጋዜጣዊ መግለጺ ፈጻሚት ቤት ጽሕፈት ኤዲኪ፡

ፈጻሚት ቤት ጽሕፈት ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ብዕለት 01/10/2012 ኣብ ዝጀመረ ካልኣይ ስሩዕ ኣኼባኡ ከም ቀዳማይ ኣጀንዳ ሰሪዑ ዝረኣዮ ጉዳይ ብዛዕባ ብዲሞክራስያዊ ምንቅስቓስ ሓርነት ኩናማ ኤርትራ፡ ንባሕቲ መስከረም 2012 ኣመልኪቱ ዝወጸ ውድባዊ መግለጺ፡ ዕምቆት ብምርኣይ እዚ ከኣ፡ ንታሪኽ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራን ኣብ ብረታዊ ቃልሲ ዝተኸፈለ ከቢድ መስዋኣቲ  ይኹን ክሳብ ሕጂ ኣብ ምምካት

ዕድመንኩሎምደሞክራስያውያንደለይቲናጽነት

ብምኽንያት መበል 51 ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ሕዝቢ ኤርትራ፡ ሕድሪ ስዉኣት ንምስትንታንን፡ ንኵሎም ኣደዳ ጉጅለ ህግደፍ ብምዃን ህይወቶም ዝሰኣኑን ኣብ ቤት ማእሰርቲ ተመቊሖም ዝሳቐዩ ዘለዉን ንምዝካርን፡ ከምኡ’ውን ኣቃውምን በጺሑዎ ዘሎ ምዕብልና ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደማክራሲያዊ ለውጢ ንምሕባርን፡ ንኹሎም ደለይቲ ነጻነትን ሰላምን ደሞክራሲያውያን ኤርትራውያን ውልቀሰባትን ኣባላትጨንፈራት ኤርትራዊሃገራዊባይቶንዲሞክራስያዊለውጢ (ኤ.ሃ.ባ.ደ.ለ.) ኣብ ጀርመንንምሳና ሓቢርኩም ከተምስዩ በዚ ኣጋጣሚ’ዚ ንዕድም።

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net