ዕለት 22.10.2012 መሪሕነት ባይቶ – ኣቦ መንበር ጸጋይ ዮናነስ ደረስ ምስ ምክትል ኣቦ መንበር ፍረወይኒ ሃብተማርይምን ሰክረተሪ ኣሕመድ ነጋሽን ኣብ ፓርላማ ጀርመን፡ ኣብ ከተማ በርሊን ዑደት ኣካይዶም። ምስ ቶም ኮኒግስ፡ ኣቦ መንበር ቀዋሚት ሽማግለ ሰብኣዊ መሰላት፡ ባይቶ ጀርመን፡ ዕዉት ምይይጥ ኣካይዶም። ዕለት 7.7.2012 (Sagt “Nein” zur Diktatur in Eritrea) ኣብ ከተማ ጊሰን ኣብ ዝተኻየደ ሰላማዊ […]
Oct 25 2012 | Posted in
News |
Read More »
ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ ንኣመንቲ ምስልምና ድማ ብፍላይ እንቋዕ ንባዓል ዒድ ኣልኣደሓ ኣብጽሓኩም ይብል። ባዓል ዒድ ኣልኣደሓ ንህዝቢ ኤርትራ ባዓል ሰላምን ፍቅርን ሕድገታትን ክኸውን፡ ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ሰናይ ትምኒቱ ይገልጽ። በዚ ኣጋጣሚ’ዚ ከኣ ሰዓብቲ ኩሉ ሃይማኖታት ነቲ ኣብ ሃይማኖታዊ ጉዳያት ብምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ዝግበር ዘሎ ኢድ ምትእትታው ብምንጻግ፡ ሓድነት ህዝቢ ኤርትራ […]
Oct 25 2012 | Posted in
News,
Notices |
Read More »
ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ብምኽንያት በዓል ዒድ ኣልኣድሓ ኣል ሙባረክ ብሓፈሻ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራን ብፍላይ ድማ ንኣመንቲ ምስልምና ርሑስ በዓል ክኾነልኩም ሰናይ ትምኒቱ ይገልጽ፡፡ ኤ.ሃ.ባ.ደ.ለ ብ ኣጋጣሚ በዓል ዒድ ኣልኣድሓ ኣልሙባረክ ህዝቢ ኤርትራ ሃይማኖታዊ ብዙሕነት ዘተኣናግድ ሕብረተሰብ ከም ምዃኑ መጠን ምእንቲ ቅዱስ ዝኾነ ሃይማኖታዊ እምነታቱን መሰላቱን ክብርታቱን ንምምላስ ኣንጻር ጸረ ህዝቢ ጨፍጫፊ ንዝኾነ ምልካዊ […]
Oct 24 2012 | Posted in
News |
Read More »
By Fesseha Nair Looking back to the history of state building some 3800 years ago, the ruler of small Mesopotamian city state, there was a ruler called Hammurabi-the ruler of Babylon. He was the supreme king of Mesopotamia. He told his people that his power comes from the divine- God and those who oppose his […]
Oct 22 2012 | Posted in
Articles |
Read More »
ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ካብ ዕለት 18/10/2012 ጀሚሩ ካልኣይ ሰልፋዊ ጉባኤኡ የካይድ ኣሉ። ኣብቲ “ኩሉ ዓቕሚታትና ንምድሕነት ህዝብን ሃገርን” ኣብ ትሕቲ ዝብል ጭርሖ ዝካየድ ዘሎ ጉባኤ፡ ኣብ’ቲ ናይ መኽፈቲ ስነ-ስርዓት፡ ኩሎም’ቶም ተጋባእቲ ግቡእ ቦትኦም ምስ ሓዙ፡ ኣሰናዳኢት ሽማግለ ቃላ ብምስማዕ ከፊታቶ።። ስዒቡ ኣቦመንበር ሰልፊ ኢንጂኒር ኑር እድሪስ መደረ ከስምዕ ኣብ ዝተዓደመሉ፡ ንተሳተፍቲ ናይቲ ጉባኤ እንኳዕ ደሓን […]
Oct 22 2012 | Posted in
News |
Read More »
By Tesfa-Alem Tekle October 20, 2012 (ADDIS ABABA) – An Eritrean opposition group alleged Saturday that the government in Asmara is forcibly displacing members of the Afar ethnic minority from their ancestral lands. The Ethiopia-based Red Sea Afar Democratic Organization (RSADO) said that Eritrean regime is carrying out Afar targeted public displacement in Galalo, a […]
Oct 21 2012 | Posted in
News |
Read More »
The Eritrean regime’s latest complaints on its propaganda machines pertaining to land can only be interpreted as a lawless regime attempting to divert the public’s attention away from its daily miseries. Lawless regimes are the biggest sources of socio-economic, political and legal upheavals in a nation. “You can fool some of the people all of […]
Oct 15 2012 | Posted in
Articles |
Read More »
Following the guide lines of the ENCDC, the ENCDC Washington DC branch was established on October 7/2012. Read More >>>
Oct 15 2012 | Posted in
News |
Read More »