Author Archive
Stories written by admin

ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ከተማ ስቶክሆልም

  Eritrean Democratic Alliance Sweden Branch ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን – ጨንፈር ሽወደን፡ ንዕለት 25.02.2012 ኣገዳሲ ኣኼባ ኣዳሊዩ ኣሎ። እዚ ኣኼባ’ዚ ብኣባላት ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ኤ.ዲ.ኪ. ብጻይ ሓጅ ዓብደኑር ኣልሓጅ ሓላፊ ህዝባውን ማሕበራውን ጉዳያት፡ ብጻይ በሺር ኢስሓቕ ሓላፊ ወጻኢ ዝምድናታትን ዝምእከል ኰይኑ፡ ንሃገራዊን ዞባውን ኣህጉራውን ፖለቲካዊ ምዕባሌታት ኣልዒሉ ክዝትን መብሪሂታት ክቀርቡ ኢዮም። ስለ’ዚ ኩላትኩም ኤርትራውያን ኣብ’ዚ […]

Press Statement: The Coordinating Committee of ENDF Calls For Restraint between Eritrea and Ethiopia

We deeply regret and condemn the killing of innocent and non-combatant civilians. We also strongly call for restraint and we firmly stand against the use of this sad incident to launch an aggression or try to score political and diplomatic gains by the conflicting parties concerned. Without condoning the belligerent behaviour of the regime in Asmara, we believe igniting yet

ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ስቶክሆልም

ሽማግለ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ዞባ ስካንዲናቭያ ብዛዕባ መደባት ሃገራዊ ባይቶን ግደ ሓፋሽ ህዝብና ኣብ ምትግባሩን ንምዝታይ ኣብ ከተማ ስቶክሆልም ኣገዳሲ ኣኼባ ኣዳሊዩ ስለ ዘሎ፡ ኩሉ ግዱስ ሃገራዊ ኣብ’ዚ ኣኼባ’ዚ ንክሳተፍ ብክብሪ ይዕደም።  

ማሕበር ኤርትራውያን ደቂ-ኣንስትዮ ንውህደት

ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቀ-ኣንስትዮ 2012 ምሳና ኣምስዩ! መዓልቲ  ደቂ- ኣንስትዮ ንምብዓል ዓቢ  ብዓል ኣዳሊና ስለ ዘሎና

ዜና አኼባ ሓባራዊ ወታሃደራዊ መሪሕነት

አብ መዛዘሚ ወርሒ ጥሪ 2012ዓ.ም ሓባራዊ ወታሃደራዊ መሪሕነት አኼባ አካይዱ ንኤርትራ አንጸላሊይዋ ዝርከብ ህልዉ ጸጥታውን ወታሃደራዊን አልዒሉ ድሕሪ ምዝታይ ህዝብና ዝወርዶ ዘሎ ጭቖናን ገበንን ብዑቱብ ሪኡ፡ ውጽኢታዊን ሃናጽን ብዝኾነ መንገዲ ድሕሪ ምክታዕ ሓባራዊ ወታሃደራዊ መሪሕነት ንናይ ሓባር ወታሃደራዊ ስራሓት ከከም ኩነታቱ ከዕዝዞ ከሐይሎን ወሲኑ፡ አብ ኩሉ ግንባራት ዝርከቡ ተቓለስቲ አባላት ንዘርእይዎ ዘሎዉ ጽንዓትን ተወፋይነትን ድማ […]

RE-BRANDING OF THE OPPOSITION

What has prompted me to write under the theme “Re-branding of the opposition” for this article is Mr Mohammed Ismail’s article titled “Be part of the change” The term change has become a practice that has widespread throughout the world- but its relevance has never been stronger that today, especially from the start of the […]

Eritrean Youth Call for Friday Protests Inside the Country

January 31, 2012 Eritrean youth across the globe are calling their counterparts inside the country to demonstrate their outrage at the human and democratic rights abuses by emptying the streets in towns and cities throughout the country every Friday evening starting Friday 3rd of February. The call that has been transmitted through electronic communication and […]

ኣገዳሲ ሓበሬታ

ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ጨንፈር ዓባይ ብሪጣንያ፡ ውጽኢት ናይቲ ብሕዳር 2011 ዝተጋብኣ ኤርትራዊ ሃገራዊ ጉባኤ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ መብርሂ ንምሃብ ኣገዳሲ ኣኼባ ስለዘሎ፡ ኩላትኩም ኤርትራውያን ተቐማጦ ቤርሚንጋሃምን ከባቢኣን፡ ኣብዚ ታሕቲ ተጠቂሱ ዘሎ ቦታን ግዜን ክትርከቡ ብትሕትና ንዕደመኩም። Sunday 05.02.2012 From 3:00 pm to 7:00 pm Al-Noor Restaurant( Prev. Al-Fanoos)  118 Stratford Road Birmingham B11 1AJ

ናይ መብርሂ ኣኼባ ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ጨንፈር ዓባይ ብሪጣንያ ኣብ ሎንደን ቀጺሉ።

መቐጸልታ ናይቲ በብከባቢኡ ዝካየድ ዘሎ መብርሂ ናይ ኤርትራዊ ሃገራዊ ጉባኤ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ፡ ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ጨንፈር ዓባይ ብሪጣንያ ብቀዳም 14.01.2012 ኣብ ሎንደን ንኣባላት ሰልፍን ጀበርቲ ተቐማጦ ከተማ ሎንደንን ከባቢኣን ኣካይዱ። መጀመሪያ እቲ ኣኼባ ብቁርኣን ኣልከሪም ድሕሪ ምኽፋቱ፡ ሓላፊ ክፍሊ ውደባ ጨንፈር ሓው ጀማል ፍትዊ ንኣባለት ሰልፍን ዕዱማትን እንቋዕ ብዳሓን መጻእኩም ኢሉ፡፡ ቀጺሉ ሓላፊ ጨንፈር ዓባይ […]

ውድባዊ መግለጺ ብምኽንያት ዝኽሪ መበል 14ዓመት ምምስራት ዲሞክራስያዊ ውድብ ዓፋር ቀይሕ ባሕሪ

ውድባዊ መግለጺ ብምኽንያት ዝኽሪ መበል 14ዓመት ምምስራት ዲሞክራስያዊ ውድብ ዓፋርቀይሕ ባሕሪ… for more click here  

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net