Author

farajat

3,028 stories published

News

Report lists world’s worst places to be a school child

The report, from the Global Campaign for Education based in South Africa, ranked countries on factors including access to basic education, teacher-to-student ratio and educational provision for girls. The report says 69 million children who should be in school are not.

By farajatPublished
Articles

ኣብ ሃገረይ ዝተነፍገኒ መሰል ምርጫ ኣብ ሃገረ- ሽወደን ኣረጋጊጸዮ

ግርማይ ተስፋምርያም (ጥዩስ) ይበሃል። ኣብ ኣስመራ ተወሊደ፡ ኣስመራ ዝዓበኹ ኤርትራዊ ዜጋ ኢየ። ወዲ 14 ኮለኹ ብሃገራዊ ስምዒት ተደሪኸ፡ ከም ኩሉ ተጋዳላይ ናብ ህ.ግንባር ብ 1975 ተሰሊፈ። ድሕሪ ናጽነት ድማ ኣብ 1994 ብዘይ ዝኾነ ጻማ ካብ ሰራዊት ተፋንየ፡ ከም ስነጥበባዊ ኮይነ ናብራይ ክመርሕ ጀሚረ። ምኽንያቱ ኩሉ ሰብ መዓርግ ምስ ወሰደ፡ ኣነ ድማ ማዕርገይ ጥዩስ ኢዩ ኢለ ይዛረብ ስለዝነበርኩ ከም ሳጓ ለጊባትኒ መጽውዒተይ ኮይና ኣላ።

By farajatPublished
Articles

ኢሳያስ ኣብ ስልጣን ምጽናሕ’ዶ ወይስ ብዝኾነ ሓይሊ ካብ ስልጣን ምእላይ? (ክልቲኡ ኣይምረጽን ግን ክኣ ሃስያኡ ይፈላለ።)

ብጸጋይ ገብረሂወት ሎንደን። <ኣብ መንጎ ደገፍቲ ዋዕላን ጸረ ዋዕላን ሰለስተ ፈላለይቲ ስግኣታት ኣለዋ። ጸረ ዋዕላ ከም ቀንዲ ንዋዕላ ዘይ መደገፊ ምኽንያት ዘቕርብወን ክኣ እዚአን…

By farajatPublished

Search the site

Back to top