Author Archive
Stories written by admin

ዕደና ወርቂ ኣብ ኤርትራ ኣብ ደቂ ሰባትን ኣካባብን ዘስዕቦ ዘሎ ጸገማት !!

ጉጅለ ህግደፍ ካብ ጽባሕ ናጽነት ኣትሒዙ ኣብ ህዝብና ዘውርዶ ዘሎ በደልን ግፍዕን፣ እዚ ኢልካ ክጽብጸብ ኣሸጋሪ ኢዩ። ሎሚ ብዛዕባ ዕደና ወርቅን ሳዕቤናቱን ኣብ ኤርትራ ኣልዒልና፣ ካብ ውሽጢ ኤርትራ ብዝርከቡ ውፉያት ተቓለስቲ ኣባላት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ዝተላእከልና  ብስእሊ ዝተሰነየ ጽጹይ ሓበሬታ ከነቕርብ ንፈቱ።   ጉጅለ ህግደፍ፣ ካብ ነዊሕ ግዜ ኣትሒዙ ኣብ ጠቕሚ ህዝብና ዘይውዕል፣ ልዑል […]

July 18, Nelson Mandel Day: Assessing Prisoners’ Mistreatments

A country’s respect for human dignity is judged by how it treats its prisoners.  Like they say, two wrongs don’t make a right, so also wrong-doing to a law-breaker doesn’t make any right.  Even if the prisoners were animals, it doesn’t give the captor any right to abuse at will.  The prisoners, as human beings, […]

ብደላሎ ተጨውዮም ዝጸንሑ ኤርትራውያን ነጻ ወጽዮም

ኣብ ከባቢ ከተማ ከሰላ ወታሃደራት ሱዳን 71 ብደላሎ ተጨውዮም ንዝጸንሑ ኤርትራውያን ናጻ ከምዘውጽእዎም ካብቲ ቦታ ዝመጸና ዜና ይሕብር። እቶም ጨወይቲ ነቶም ካብ ኤርትራ ንሱዳን ክኣትዉ ዝሓዝዎም መንእሰያት ኣብ ከባቢ ሩባታት ዓጥባራ ካብ ካብ ወርሒ ሓምለ ጀሚሮም ኣገዲዶም ሒዞሞም ከምዝነበሩ ወኪል ዜና ስምረት ካብቲ ከባቢ ሓቢሩ። እዚ ከምዚ’ሉ እንከሎ ሰራዊት ሱዳን ነቶም በብእዋኑ ካብ ኤርትራ ፈንጢሶም […]

ሰላማዊ ሰልፊ ብህዝባዊ ምንቅስቓሳት አብ ከተማ ጊሰን ጀርመን

09 ሓምለ 2017 ትማሊ ቀዳም 08.07.2017 ንናይ ህግደፍ ፈስቲቫል ንምቅዋም፣ ብህዝባዊ ምንቅስቓሳት አብ ሃገር ጀርመን ዚተጸውዐ ሰላማዊ ሰልፊ ጸብለልትነት ደለይቲ ፍትሒ አብ ልዕሊ ህግደፍ’ን ሰዓብቲ ህግደፍ’ን  አመሰኪሩ። ምምሕዳርን ፓርላማን ከተማ ጊሰን ንኣዳለውቲ ፈስቲቫል-ህግደፍ ፌስታ ንዝገብርሉ ኣደራሽ ብባኮታትን ካልእ መኸወሊታትን ክሽፍንዎ መምርሒ ስለ ዘውረድሎም፣ ብሃተሃታ ህግደፍ’ውን ድሒሩ ዚተጸውዐ ሰላማዊ ሰልፊ ጌሮም ተባሂሉና። እቲ ናይ ህግደፍ ሰላማዊ […]

ባዶ+ባዶ=ባዶ

ክቡራት ኣንበብቲ ዕዙዝ ልባውን ሕውነታውን ሰላምታይ ተቐበሉ፡- ብምቕጻል ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ዋንኡ ዘይፍለጥ፡ ኣብ የማናይ ገጽ መርበብ ሓበሬታ መስከረም <<ኣንታ እዛ ሃገር ሰብ’ዶ ዘይብላ መሲልዎም?>> ብዝብል ኣርእስቲ <<ወያኔ ንኤርትራ ወሪርና ንነፀረኣብ ኣስመላሽ ፕረዚደንት ክንገብሮ ኢና ይብሉ>> ዝብል ድርሰት ተዘርጊሑ ንንባብ በቒዑ ምቕናዩ ይፍለጥ። ስለ ምንታይ ዋንኡ ብግልጺ ፖሎቲካዊ መንነቱ ኣነጺሩ ክጽሕፍ ዘይበቕዐን እቲ ተለጢፉ ዝቐነየ […]

መሰል ህጻናት ትግህስ ሲንጋፑር ኤርትራ

እዘን ኣብ ስእሊ ንምልከተን ዘለና ክልተ ዕሸላት ኣሓት ብዘይዝኾነ ምግናን ዕድሚአን ክንደይ ክኸውን ከም ዝኽእል ንምግማት ብዙሕ ኣጸጋሚ ጉዳይ ኣይኮነን። ኣብዚ ንኡስ ዕድሚአን ድማ ዲፒዛ ዘይኮነስ ለንጀር ወተሃደራዊ ክዳን ተኸዲነን ምህላወን’ዩ ዘመላክት። ኣብ ኢደን ደብተርን ቢሮን ኣብ ክንዲ ምሓዝ፡ እቲ ሓዊ ዝተፍእ ብረት ክላሽን ሒዘን ከም ዘለዋ ይእምት። ብዕድመ ክንድአን ዝኾኑ ዕሸላት ኣሕዋትን ኣሓትን ኣብ […]

ሓድሽ ተረኽቦ ንክቡር ፈላስፋ

ክቡራት ኣንበብቲ ዕዙዝ ልባውን ሕውነታውን ሰላምታይ ተቐበሉ፡- ብምቕጻል ነቲ ግርማይ ወዲ ፊሊፖ ዘቕርቦ ዝቐነየ ኣጉል ክስታትን ዘይልዙብ ዘለፋታትን መበገሲ ብምውሳድ፡ ብ26 ሰነ 2017 ናይ ኣቶ ግርማይ ኪዳነ ወዲ ፊሊፖ ሕቶ ብውድባት ክምለስ ዝግብኦ ማእከላይ ሕቶ’ዩ ብዝብል ኣርእስቲ ብሓው ጎይትኦም ክፍሎም ዝተደረሰ ጽሑፍ ኣብ ዝተፈላለየ መርበብ ሓበሬታ ተዝርጊሑ ንንባብ በቒዑ ምህላዉ ይፍለጥ። ሓው ጎይትኦም ክፍሎም ኤርትራዊ […]

በየናይ መምዘኒታት ከም ፈላስፋ?

ክቡራት ኣንበብቲ ከምቲ ልሙድ ዕዙዝ ልባዊ ሰላምታይ ይብጻሕኩም፡- ብምቕጻል ግርማይ ወ/ፊሊፖ ኣብ መስርሕ ምስልሳል ኤርትራዊ ሃገራዊ ዋዕላ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ስለ ምንታይ ክቐርበኒ ዘይመረጸሉ ምክንያት ከቕርብ ከሎ ዕላማና ክልቴና ስለ ዝፈላለ’ዩ ክብል ገሊጹ ምህላዉ ይፍለጥ። ብወገነይ’ውን ኣብ መስርሕ ምስልሳል’ቲ ሃገራዊ ዋዕላ ምስ ግርማይ ወዲ ፊሊፖ ብዕምቆት ክላለን ምስኡ ዓቢ ቁም-ነገር ሓዘል ከየዕልልን ንነብሰይ ዘዕገብኩሉ ክልተ ኣብነታት […]

Responding the EPDP call for building a common platform of all Forces for Democratic change

By Fesseha Nair   The writer of this article welcomes the call of EPDP and would like rewrite and post this paper regarding the call in 2014 presented at seminar held in Addis 2014. I hope the EPDP leadership read and compare the two calls     This is a paper presented at the seminar […]

ሓልዮት ካልኦት ኣህዛብ ዘይብሉ ፍቕሪ ህዝቢ ኤርትራ ክህልዎ ኣይኽእልን’ዩ!!

ክቡራት ኣንበብቲ ብቀዳምነት ዕዙዝ ልባውን ሕውነታውን ሰላምታይ ተቐበሉ። ብምቕጻል ናይ ሎሚ ትሕዝቶ ጽሑፈይ ብ2003 ምስ ሓደ ካብ ክልተ ወለዱ ተጋደልቲ ህ/ግንባር ዝነበሩ ዝተወልደን ኣብ ውሽጢ እቲ ኣእምሮ ደቂ ሰባት ዝብርዝ ሕሱም ገባቲ ስርዓት ህግደፍ ዝዓበየን መትከል ተ/ሚካኤል ዝተባህለ ተመሃራይ ዩኒቨርሲቲ ኣስመራ ነበር ብዝገበርክዎ ዕላል’የ ክጅምር። ብ2002-2003 ገባቲ ኢሳይያስ ኣብ ልዕሊ ተመሃሮ ዩኒቨርሲቲ ኣስመራ ጅምላዊ ማእሰርትን […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net