Posts tagged as: eritrean opposition

ሽማግለ ህዝቢ ንሃገራዊ ጉባኤ ከተማ ክኣትላንታ ቀዳማይ ናይ ህዝቢ ኣኸባ ብዓወት ዛዚማ፣

ብዕለት 2 ሚያዚያ 2011፡ ሽማግለ ህዝቢ ንሃገራዊ ጉባኤ ኣትላንታ መስርሕ ሃገራዊ ጉባኤ ንምስላጥ፡ ቀዳማይ ኣኼባኣ ምስ ሕዝቢ ኣካይዳ። ናይ’ቲ ኣኼባ ዕላማ፡ ኣባላትን ዕማምን ተሓጋጋዚት ሽማግለ ምስ ሕዝቢ ምልላይን፡ ክሳብ ሕጂ ዘሳለጠቶም ስራሓትን ንምሕባርን እዩ ነይሩ። እቲ ኣኼባ፡ ብኣቦ-መንበር ተወልደ ገብሩ ተኸፊቱን ተመሪሑን፡፡  ቀጺሉ ናይ ሽማግለ ህዝቢ ንሃገራዊ ጉባኤ ኣትላንታ ዋና ጸሓፊ፡ ኣቶ ዘርኣይ ወልዳይ ናይ […]

First Migrant Boats From Libya Arrive In Italy

By XiaoBing 2011-03-28 09 (YTWHW.com) – A boat laden with African migrants from Libya arrived in Italy on Sunday and three others were on their way, the first such vessels to reach Europe since the start of the crisis in Libya. The boat, carrying 284 people, mostly Eritreans and Ethiopians, including 80 women and 12 […]

ምኽንያት ምምልላስ ወዲ ገራህቱ ንከተማ ሸፊልድ እንታይ ኢዩ?

ካልኣይ ክፋል ከመይ ትቕንዩ ኣሕዋትን ኣሓትን ደለይቲ ፍትሕን ዲሞክራስያዊ ለውጢን ኣብ ኤርትራ ዝኾንኩም? ብመጀመርታ ብምኽንያት ስራሕን መገሻን ካልኣይ ክፋል ጽሑፈይ ብእዋኑ ኣብ ግዚኡ ብዘይምቕራበይ ይቕሬታ እናሓተትኩ ንትሕዝቶ ጽሑፈይ ክትከታተሉ ብኽብሪ ይዕድመኩም። ንምዝኽኻር ዝኣክል ኣብ ቀዳማይ ክፋል ወዲ ገራህቱ ኣብ ፈለማ ኣኼብኡ ኣብ ሸፊልድ ከምቲ ዝሓሰቦ ኣይከደሉን። ዘይሓሰቦ ብድሆታት ኣጋጢምዎ ዕውንውን ክብል ዝተዓዘቡ ኰራኩር ህግደፍ ንሰዒድ […]

An Analysis Of The Crisis Of The Opposition

By:  Abulrazig Kerar May 03, 2010 This article is written with the upcoming National Conference for Democratic Change as a background. After a long hiatus from writing in the Internet sites except for transient events necessitated by the need to (1), I decided to write again. Since writing at this time, without addressing the issue […]

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net