Articles ቀጽሪ ሓርነት – ልዑላውነት ክጽመም’የ አነ ግን አይጸመምኩንሽግር ዓብሊሉኒ ንግዚኡ እንተዘየፍረኹትዕግስቲ ሰኒቀ ጸይረዮ እንተኸድኩአይምሰልኩም ትሓሊለ… ተስፋ… ዝቖረጽኩ!!! ክቓለስ’የ… ብትሪ እንከይ ትሓለልኩሸቶይ ሃሪመ መሰለይ ከይጨበጥኩክብረይ መሊሰ ፍትሒ ከየንገስኩአይምሰልኩም ዝሕለል… By farajatPublished 31/08/2022