News

ተወሳኺ ሓበሬታ ብዛዕባ ስነ- ስርዓት ቀብሪ ጅግና ሓርበኛ ዶር. ሃብተ ተስፋማርያም ።

ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ

ዞባ ኤውሮጳ

ስነ ስርዓት ቀብሪ ጅግና ሓርበኛ ዶር. ሃብተ ተስፋማርያም ንዓርቢ ዕለት 20/01/2017 ክካየድ ምዃኑ ሓቢርና ምንባርና ዝዝከር ኮይኑ፣ ብኸምዚ ዝስዕብ ክሰላሰል ምዃኑ ነፍልጥ፦

  • ፍትሓት ሰዓት00 ኣብ ከተማ BONN ኣብዚ ዝስዕብ ቤተ ክርስትያን ክፍጸም እዩ። ST. REMIGIUS(KHG)- BONN BRUDERGASSE 8 – 53111 BONN
  • ሓመድ ድበ ሰዓት 00 ኣብ ከተማ ቦን ኣብዚ ዝስዕብ ኣድራሻ ክፍጸም ምዃኑ ንሕብር።

Friedhof im Stadtgebiet Godesberg Nord

      Straße: Am Burgfriedhof 2

     PLZ: 53177  – Bonn – Germany

  • ድሕሪ ቀብሪ ኣጋይሽና እንቕበለሉ (መሕዘኒ) ቦታ፡

Ariana Festsaal

Turm 35

52721 Siegburg

 

For more information, please call the following numbers

004915224128680 or

00491773985824

 

መተሓሳሰቢ፡

ፍትሓት ዝፍጸመሉ ቤተ ክርስትያን ኣብ ፡ዉሽጢ ከተማ ቦን ስለ ዝኾነ፣ ናይ መካይንን ኣውቶቡሳትን ደው መበሊ (PARKING) ንምርካብ ኣዚዩ ኣጸጋሚ ክኸዉን ከምዝኽእል  ርዱእ ኢዩ። እቶም እብ ፍትሓት ከርክቡ ዘይኽእሉ ቀባሮ፣ ብቐጥታ ናብ’ቲ  ሓመድ ድበ ዝካየደሉ መቓብር ( BAD GODESBERG )ከምርሑ ብትሕትና ነተሓሳስብ።

Comments

Leave a comment

Your email address will not be published. Required fields are marked *

This site uses Akismet to reduce spam. Learn how your comment data is processed.

Search the site

Back to top