ህዝባዊ መጸዋዕታ ኣኼባ ንተቐማጦ ህዝብና በይ ኤርያ ካሊፈርነያ ኤ.ሃ.ባ.ዲ.ለ (ENCDC)

ዝኸበርኩም ዝኸበርክን ኩብራት ህዝቢ ኤርትራ ሃገርና ኣብ ትሕቲ ዲክታይተር ስርዓት ህግደፍ ተቖርና ካብ መድረኽ ናብ መድረኽ ነናብ ዝኸፍኤ ኣታሕህዛ ብስንኪ ዘይ ፍትሓዊ ምሕደራን ኣታሓሕዛ መንእሰያትና ዝፈትውዋ ሃገሮም ብሰንኪ ህግደፍ እሾኽ ስለ ዝኽነቶም ጠንጢኖማ ናብ ስደት ብ ኣማኢታት ኣሻሓት ኩጓዓዙ ጸኒሖምን ይጓዓዙን ኣለው ስርዓት ህግደፍ ኣቐዲሙ ብመደብ ንሃገርና ኤርትራ መንህሰይ ክትጽንቅቕ ኣበርቲዑ ክሰርሕ ጸኒሑ ኢዩ።

ናኣብነት ኣብ ዘይ ተደለየ ባዕሉ ዝኣጎዶ ኲናት ኣብ ኲናት ከም ዝጥጠቑ ገይርዩ ኣብ ኤርትራ ሰላምን ቅሳነትን ከይፍጠር ስለ ዝገበረ መንእስያት ኣብ ጉዕዞ ስደት ናብ ሓደጋ ኣሳጢሑ ኣብ ኤርትራ ኣብ ተፋላለየ ኩርናዓት ኣብ ማእስርቲ ዝበልዩን ዝሓቁን ዘለው ሓደ ተካኢ ወለዶ ተሓይሩ ኣሎ። ስርዓት ህግደፍ ነዚኩሉ ኣዕናውን ኣብራስን ስርሒታቱ ሙቹእ ግዜ ኣጣጢሑ ምስ ኢትዮጵያ ሓደ ህዝቢ ኢና ዶብ ዝጋርደና ዓጋቲ ኣየድልየናዩክብል ኮሎ ድሕሪ እዚ ኹሉ መስዋእትን ስንክልናን ምስ ኢትዮጵያ ክሕውሱና ዝዓለመ መደረ ህግደፍ ኩላትና ሰምዕናዮ ኢና።

ኤርትራ ሃገርና ኣብ ትሕቲ ስርዓት ህግደፍ ትሃሉዶ ትጥፋእ ኣብ ዘላትሉ ግዜ 18 ውድባት ዝሓለፈ ሓጎጽጎጸን ከምደይ ኣርብሔን መዚነን ብሓዲሽ መንፈስ ኣብ ትሕቲ ሓንቲ ጽላል ሃገራዊ ባይቶ ኮይነን ክሰርሓ ድሕሪ ምስምማዔን ብዝቐልተፈ ሃገር ንምድሓን ናብ ጉባኤ ካኣትዋ ተሳማሜንሲ ካብዚ ብምብጋስ ኣብ ሙሉእ ዓለም ዝርከብ ህዝብና ተሳትፉ ክህሉ ሓያል ጎስጓሳት ይግበር ኣሎ ጨንፈር በይ ኤርያ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞኩራስያዊ ለውጢ ን Sat Jan 19-2019 ስዓት 3.PM ህዝባዊ ኣኼባ ንጽውዕ ለና።

ኣድራሻ 2301 Telegraph Ave Oakland CA 94704

Short URL: https://english.farajat.net/?p=11224

Posted by on Dec 20 2018 Filed under News. You can follow any responses to this entry through the RSS 2.0. You can leave a response or trackback to this entry

Leave a Reply

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net