መጸዋዕታ ንምክያድ ህዝባዊ አኼባ አብ ሆላንድ

ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደምክራስያዊ ለውጢ- ዞባ ኤውሮጳ፡ ንዕለት 5-01-2019 ሰዓት 13:00 ድ.ቀ. ከተማ ሮተርዳም ህዝባዊ አኼባ ከካይድ መዲቡ ሰለዘሎ፡ ንኩሎም ምእንቲ ፍትሒ ዝቃለሱ ኤርትራውያን አብ’ዚ ሰፍሕ ህዝባዊ አኼባ ክትሳተፉ በኽብሮት ንዕድም።

ቀንዲ መደባት ናይ አኼባ ንካልአይ ሃገራዊ ጉባኤ ኤ.ሃ.ባ.ደ.ለ. ንዝቀርቡ ሰነዳት ሓቢርና ክንመያየጠሎም ዝዓለመ’ዩ፡ አኼባ ድማ ብተሳትፎ አባላት ሃገራዊ ባይቶ ጨንፈር ሆላንድ ክክየድ’ዩ።

አጀንዳ ናይ አኼባ

1 ንምክያድ ካልአይ ሃገራዊ ጉባኤ ኤ.ሃ.ባ.ደ.ለ. ምድላዋት ምግባር፡፡

2 ንድፊ(draft) ናብ ጉባኤ ዝቀረቡ ሰነዳት (ሕገ-ህንጻን፣ ፖልርቲካዊ ቻርተር)ምይይጥ ምክያድ።

3 ብአኼበኛ ዝቀርቡ ርእቶታትን ለበዋታትን ምቅባል።

አድራሻ አኼባ ዝካስየደሉ አብ ታሕቲ ሰፊሩ አሎ፡ ቖጸራ ናይ ግዜ አኽቢርኩም ብደሐን ምጹ።

Gerard Scholtenstraat 128

Rotterdam

Vervoer van Rotterdam CS

Tram 4 Richting Molenlaan .

Tramhalte deOverstappen bij de 5

Short URL: https://english.farajat.net/?p=11240

Posted by on Jan 2 2019 Filed under News. You can follow any responses to this entry through the RSS 2.0. You can leave a response or trackback to this entry

Leave a Reply

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net