ጽማቕ ኣኼባ ኤ.ሃ.ባ.ዲ.ል (ENCDC) ካሊፎርነያ ኦኩላንድ በይ ኤርያ ምስ ስእላዊ መግለጺ

ወርሒ ጥሪ ቀዳም ዕለት 19/2019 ጫንፈር ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ካሊፎርነያ ኦኩላንዲ ተኣኪቡ ብጉዳይ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ (ENCDC)ናይ ዝሓለፈ ኣልታዊ ጉዕዞ ዘይ ሓላፍነታዊ በታኒን ምፍሕፋሕን ምፍንጫልን ናይ .... (ENCDC) ብደይ ንሓፍነት ዘትዩሉ።
ብድሕሪ ኤርትራ ኣብ ትሕቲ ህግደፍ ኣብ ዝኸፍኤ ሓደጋ ናይ ዶብ ኣየድልየናን ሓደ ህዝቢ ኢና እናበሉ ሉዕላውነት ኤርትራ ናብ ዋጋ ዕዳጋ ዘእትውላ ዘለው ምስ እዚ ኹሉ ጉድለታቱ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ጽላል ኩሉ ተቓውሞ ደበ ኮይኑ ኣብ ትሕቲ ....
(ENCDC)
ተቓሊስካ ብቕዓት ዘለዎም መራሕቲ መንእሰያት ሕጊ ኣኽቢሮም ብሕጊ ዝምእኸሉ ንባይቶ ጸጊንካ ሃገር ንምድሓን ካልእ ኣማራጺ የብልናን ዝብል ብሓደ ዕገበት ኣኸባና ብስምምዕ ክትዑ ድሕሪ ምዝዛም ንኻላኣይ ሃሀራዊ ባይቶ ንኽሳተፉ ዝኸዱ 2 ንቑሓት ብስለት ዘለዎም ሓያላትን ሰብ ዓቅሚ ብርዲኢት እምብበር ብስምዒት ዘይጓዓዙ ሉኡማት መንእሰያት ካብ ውድብ ዘይብሎም ካብ ስቪክ ተሓጽዮም ብምርጫ ዝተዓወቱ ግልጽነት ዝመልኦ ብመሰረት ሕጊ ህንጻ ናይ ባይቶ ተመሪጾም
ኦኼባ ጫንፈር በይ ኢርያ ኦኩላንዲ ካሊፎርነያ ከምዚ ኣብ ላዕሊ ዘሎ ጽማቕ ናይ ኣኼባና
ነዚ ይመስል ነይሩ።
ናይ ዜና ጫፍፈር በይ ኤርያ ኦኩላንዲ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞኩራስያዊ ለውጢ ብዕሊ ናብ ህዝቢ ንሕብር።

 

Short URL: https://english.farajat.net/?p=11245

Posted by on Jan 28 2019 Filed under News. You can follow any responses to this entry through the RSS 2.0. You can leave a response or trackback to this entry

Leave a Reply

Photo Gallery

Log in |2011 farajat.net