News

ህዝባዊ ኣኼባ

Location: Marriott Hotel, 1890 Ridge Rd. West, Rochester NY 14615, at 2:00pm

ኣብ ከተማታት ኦታዋን፣(Ottawa, Canada) ሮቸስተርን (Rochester, New York, USA)

ንጽባሕ ቀዳም 6 ሕዳር 2010

ዝኸበርኩም ደለይቲ ፍትሒ፣ ሰላምን ደሞክራስን፣

ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ – ዞባ ሰሜን ኣሜሪካ፣ ምስቶም ኣብ ሃገራዊ ዋዕላ ዝተሳተፉ ብምትሕብባር፣ ብግዱሳት ኤርትራውያን ተቐማጦ’ቲ ከባቢታት ብዝቐረበሉ ጠለብ መሰረት፣ ኣብ’ተን ዝተጠቕሳ ከተማታት ሰፊሕ ህዝባዊ ኣኼባ ክገብር ከምዝኾነ ንሕብር።

ኩሉ ደላይ ለውጢ ኣብቲ ከባቢታት ህዝብና ኣብ’ዚ ዝሕንበብ ዘሎ ህዝባዊ ማዕበል ክዓስልን ብዕትበት ክዋስኣሉን  ብኽብሪ ንዕድም።

Location: Marriott Hotel, 1890 Ridge Rd. West, Rochester NY 14615, at 2:00pm

Location:     Albion Heatherington Community Center,

1560 Heatherington Rd., Ottawa, ON., 12:00pm

ብድሓን ምጹ፣

ዓወት ንህዝቢ ኤርትራ !!

ዓወት ንሃገራዊ ጉባኤ !!

ውድቐት ንምልካዊ ስርዓት ህግደፍ !!

ዜናን ሓበሬታን ዞ/ሰ/ኣ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ

ENCDC2011@gmail.com

Comments

Leave a comment

Your email address will not be published. Required fields are marked *

This site uses Akismet to reduce spam. Learn how your comment data is processed.

Search the site

Back to top